RECC NC
This is Official page for the Rohoboth Eritrean Church in Charlotte NC.
03/27/2022
ሓገዝ ንስድራቤት መዋቲ፡ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበራ፡ ካብ ቤተሰብን ፈተውትን, organized by Yirgahaimanot Yacob ሓጺር ታሪኽ ህይወት ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበራ መስፉን ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበ… Yirgahaimanot Yacob needs your support for ሓገዝ ንስድራቤት መዋቲ፡ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣበራ፡ ካብ ቤተሰብን ፈተውትን
12/25/2021
ንብስራት!!
ሓብትና ዘማሪት ዳናይት ሃብተማርያም፡ በቲ ጎይታ ዝሃባ ጸጋ ኣገልግሎት መዝሙር፡ በብግዚኡ ብዝበለጸን ዝዓበየን ክብሪ እናተገልጸት፡
እንሆ ሕጂ ድማ፡ "ንሱ የህድኣኒ" እትብል ብልጽቲ መዝሙር ምስ ቪድዮ ክሊፕ ኣዳልያ ዘርጊሓትልና ኣላ።፡
ዓመት ህድኣትን ሰላምን ክኾነልና እናተመነና፡ ናብቲ ምንጪ ህድኣት ዝኾነ ክርስቶስ ክንጥምት እትረድኣና መዝሙር እያ እሞ፡
ኩልና ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነባጽሓያ። ኣብ ወግዓዊ ናይ ዩ ትዩብ ገጻ (Danait Habtemariam Official) ድማ፡ ሳብስክራይብ ብምግባር ነተባብዓያ።
ዳናይት ሓብትና፡ በረኸትና ኢኺ። መመሊስኪ መገዲ ምምጻእ ህድኣት ናብ ህዝብና ኩኒ። ተባረኺ።
ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት።
Danait Habtemariam 2021 [ንሱ የህድኣኒ] Tigrignia Mezmur ዳዊት 233፤ ንሱ ንነፍሰይ የህድኣ፣ ምእንቲ ስሙ ኢሉ ብመገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ።
ረሓቦት ሻርለት ስሩዕ ኣገልገሎት ሰንበት 10/17/2021
10/17/2021
06/21/2021
https://youtu.be/2m6Y18mQgYI
Happy Father’s Day to all father’s out there
ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/20/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት
06/20/2021
ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት
06/20/2021
ነዛ ሊንክ ብምጥዋቕ፡ ብ Youtube ብቐጥታ ተኸታተሉና።
ተባረኹ።
Rehoboth Eritrean Church Charlotte RECC Live Stream ስሩዕ ኣገልግሎት ረሓቦት ሻርለት 06/13/21
06/19/2021
https://youtu.be/oBe81h4Gddo
ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 ረሓቦት - ሻርለት
ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት ኣምልኾ ምስ መዘምራን ኣብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሰንበት 06/13/2021 - ረሓቦት ቤተክርስትያን ሻርለት
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the place of worship
Address
4855 Albemarle Road
Charlotte, NC
28205
Opening Hours
| Wednesday | 9am - 11am |
| Friday | 9am - 11:30am |
| Sunday | 8am - 12:30pm |
06/06/2022
07/23/2021