SebnaTech Training and Consultancy

SebnaTech Training and Consultancy

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from SebnaTech Training and Consultancy, Science, Technology & Engineering, Tigray, Mekelle.

SebnaTech, training & consultancy center, led by founders with diverse PhDs in engineering, emerged as a beacon of hope for Tigray's youth to tackle the pressing issue of unemployment through innovative solutions to play crucial role in post-war recovery,

18/12/2024

ስልጠና ዝርገሐ ሴኩሪቲ ካሜራ CCTV ..!!
***&***
👉👉

Sebna Training And Consultancy ምስ Hamer Engineering
ብምትሕብባር ኣብ ዕዳጋ ኣቕርቦቶም እንዳወሰኹ ዝመፁ ዘለዉን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ተደለይቲ ካብ ዝበሃሉን ሞያታት ሓደ ዝኾነ
ናይ ደሕንነት ካሜራ ምግጣም ስልጠና እንዳሃብና ንርከብ።

♦ ብናይ ብዙሕ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎም ሙኩራት ሰብ ሞያ ዝወሃብ ፥
♦ሙሉእ ብሙሉእ ብተግባር ዝተደገፈ ስልጠናን
♦ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ሰርቲፊኬት ዘለዎን ወሳኒ ስልጠና እዩ።
ሃየ ከየምልጠኩም !!

መፃኢኹም ንምውሓስ ግዜ ኣይትፀበዩ !!

📅 ስልጠና ዝጅምረሉ፦ ዕለት 15/04/2017 ዓ.ም

📍ናይ መመዝገቢ ኣድራሻና _ ፊት ንፊት ጋራድ ህንፃ ጎኒ ሮማዲ ሆቴል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሮማዲ ሐመር ኢንጂነሪንግ ቢሮ

ስልጠና ዝወሃበሉ ቦታ፥
ሰብና ቴክ ማእኸል መሰልጠንን ግልጋሎት ምኽርን
አድራሻና: 16 ቀበሌ፣ አበ ጎኒ FM መቐለ 104.4ራድዮ፣ ፊት ንፊት ሃፀይ ዮሃንስ ቀዳማይ ብርኪ ቤት/ ትምህርቲ ዝርከብ ህንፃ ።

ስ.ቁ ፥ 09 07 32 55 55 / 09 09 13 88 88

🔗 ዘለና ቦታ ውሑድ ስለዝኾነ ፈጢኖም ይመዝገቡ !!

Be Secure, Live Free.

10/11/2024

ስልጠና ዝርገሐ ሴኩሪቲ ካሜራ CCTV ..!!
***&***
👉👉

Sebna Training And Consultancy ምስ Hamer Engineering
ብምትሕብባር ኣብ ዕዳጋ ኣቕርቦቶም እንዳወሰኹ ዝመፁ ዘለዉን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ተደለይቲ ካብ ዝበሃሉን ሞያታት ሓደ ዝኾነ
ናይ ደሕንነት ካሜራ ምግጣም ስልጠና እንዳሃብና ንርከብ።

♦ ብናይ ብዙሕ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎም ሙኩራት ሰብ ሞያ ዝወሃብ ፥
♦ሙሉእ ብሙሉእ ብተግባር ዝተደገፈ ስልጠናን
♦ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ሰርቲፊኬት ዘለዎን ወሳኒ ስልጠና እዩ።
ሃየ ከየምልጠኩም !!

መፃኢኹም ንምውሓስ ግዜ ኣይትፀበዩ !!

📅 ስልጠና ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር እዩ።

📍ናይ መመዝገቢ ኣድራሻና _ ፊት ንፊት ጋራድ ህንፃ ጎኒ ሮማዲ ሆቴል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሮማዲ ሐመር ኢንጂነሪንግ ቢሮ

ስልጠና ዝወሃበሉን ቦታ፥
ሰብና ቴክ ማእኸል መሰልጠንን ግልጋሎት ምኽርን
አድራሻና: 16 ቀበሌ፣ አበ ጎኒ FM መቐለ 104.4ራድዮ፣ ፊት ንፊት ሃፀይ ዮሃንስ ቀዳማይ ብርኪ ቤት/ ትምህርቲ ዝርከብ ህንፃ ።

ስ.ቁ ፥ 09 07 333 555 / 09 09 13 88 88

🔗 ዘለና ቦታ ውሑድ ስለዝኾነ ፈጢኖም ይመዝገቡ !!

Photos from ALT MEDIA's post 24/09/2024
21/08/2024
04/08/2024

ስልጠና ዝርገሐ ሴኩሪቲ ካሜራ CCTV ..!!
***&***
👉👉ኣብ ዳግም ህንፀት ትግራይ ዕዙዝ ግድኡ ንምውፃእን ትግራይ ኣብ ብራኸ ቴክኖሎጂ ንምቕማጥን ዝተፈላለዩ ሞያታት ስልጠና ቴክኖሎጅን ኢንጂነሪንግን ንምሃብ ዓሊሙ ንልዕሊ 15 ዓመት ዓለም ለኸ ተመክሮ መምህርነትን ስልጠናን ብዘለዎም ግዱሳት ተጋሩ ዝተግሃደ ሰብና-ቴክ ፥ ስልጠናኡ ብኣክሱም ዩንቨርስቲ መምህራን ኣሃዱ ኢሉ ብምጅማር ጉዕዞ ምርኣይ ጫፍ ብራኸ ትግራይ ተሊምዎ ኣሎ። ሐዚ ከዓ ፀገም ፈታሕትን ናይ ስራሕ ዕዱል ፈጠርትን ዝኮኑ ስልጠና ንምሃብ ተዳሊዉ ስለ ዘሎ በረከቱ ንክትቋደሱ እንሆ ይብለኩም ኣሎ።

ሓደ በሉ
ስልጠና በዓል ሞያ CCTV Camera Installation
በቲ ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ዕውት ዝኮነ ስልጠና CCTV Camera Installation and maintenance ንፈለማ ግዜ ዝሃበ ትካል ሐመር ኢንጂነሪንግ (ኣብ ዓይደርን ካላኦት ትካላት ስራሕቲ CCTV Camera Installation ዝሰርሐ) ንምሃብ ተዳሊዉ ኣሎ፥
ዝወሃበሉ እዋን፥
ነሓሰ 06 / 2016
ዝወሃበሉን ምዝገባ ቦታን፥
ሰብና ቴክ ማእኸል መሰልጠንን ግልጋሎት ምኽርን
አድራሻና: 16 ቀበሌ፣ አበ ጎኒ FM መቐለ 104.4ራድዮ፣ ፊት ንፊት ሃፀይ ዮሃንስ ቀዳማይ ብርኪ ቤት/ ትምህርቲ ዝርከብ ህንፃ ።

☝ንዝበለፀ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልክታትና
• 0909138888
• 0973996775
• 0925919794 ይጠቀሙ

31/07/2024

Series vs Parallel solar PV installation

29/07/2024

ሰብና ቴክ ማእኸል ስልጠናን ግልጋሎት ምኽርን
አብ ዝተፈላለየ ናይ ሞያን ፍልጠትን ደረጃን እትርከቡ ወገናት አለና እትብልዎ ጉድለት ምሉእ ንምግባር ብትመርፅዎ ናይ ስልጠና ዓይነት ፅምእኹም ንምርዋይ ተዳልዩልኩም እኒሆ። አብ ቀረባ ግዜ ስልጠና ንምሃብ ተዳሊና ምዝገባ ዝጀመርናዮም ሞያዊ ስልጠናታት
1. CCTV CAMERA
2. ELECTRIC FENCING
3. SOLAR PV SYSTEM
4. COMPUTERIZED AUTOMOBILE TROUBLESHOOTING
ናይዞም አብ ዕዳጋ ተደለይቲ ዝኾኑ ሞያታት ቀዳሞት ሰልጠንትና ክትኮኑ ንዕድመኩም

27/07/2024

መሰረታዊ ኣተዓቃቅና ናይ ኣየር ሙቀት ብኣድሪኖ. #ሰብናቴክ #ኣውቶሜሽን #ሮቦቲክስ #ኣርዲኖ

25/07/2024

First Batch of SebnaTech Trainee (Axum University Staffs)

25/07/2024

The Surgeon of CCTV Camera with AU staff trainee ...

Want your business to be the top-listed Engineering Company in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Website

Address


Tigray
Mekelle

Opening Hours

Monday 09:00 - 16:00
Tuesday 09:00 - 16:00
Wednesday 09:00 - 16:00
Thursday 09:00 - 16:00
Friday 09:00 - 16:00
Saturday 09:00 - 16:00