Project92
Our Mission at Project92 is to reach out and help the poor and less fortunate children of Eritrea.
04/29/2019
መጽሓፍ "መግደራ 'ቲ ጉዕዞ" ን project92፥ ዘይመንግስታውን ዘይመኽሰባውን ትካል ዝተወፈየ
መግደራ'ቲ ጉዕዞ ሓዳሽ መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ። ኣብ ሓቐኛ ታሪኽ ዝተሞርኰሰ፥ ጉዕዞ ካብ ኣስመራ ናብ ሊብያ፥ ኣብ ሞንጎ ዘሎ መስገል ተዝንቱ። ገዚእኩም ንበብዋ። ኣብ መርበብ ሓበሬታና ኬድኩም ግዝእዋ www.project...
09/20/2018
"መግደራ 'ቲ ጉዕዞ"፡ ኣብ ሓቂ ዝተሞርኰሰ .ከም ህዝቢ እንሓልፎ ብዙሕ ዩ። ወሪዱና ዘሎ እልበት ንምጽዋሩ ከቢድ ዩ። ኩሉ ዝሓለፎ ‘ተ ዝጽሕፍ ክብሎ ዝኽእል ብዙሕ ኣለዎ። “መግደራ ‘ቲ ጉዕዞ” ከኣ ብዓቕማ ነዚ ክትትርኽ ፈቲና ኣላ።
use this link to purchase
መግደራ እቲ ጉዕዞ | Project 92 ከም ሕብረተሰብ ካብ ዝተቐበልናዮ ንኻልኦት ምሃብ ክንለማመድን ከነማዕብልን ኣለና። "project92" ከኣ ነዚ ናይ ተመሊስካ ምሃብ ዝብል ባህሊ ክዉን ንምግባር ተበጊሳ ኣላ። እሞ የሕዋት ምላሽኩ.....
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the organization
Website
Address
Vancouver, WA
09/19/2018