Awras Entertainment

Awras Entertainment

Share

Awras is an entertainment page.

Elsa Weldegiorgis - Zri ኤልሳ ወ/ጊዮርጊስ - ዝሪ - New Tigrigna Music 2026 (Official Video ) 02/07/2026

ደጋጊምኻ ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ወርቂ ስራሕ
#ዝሪ #ብድምፃዊት ኤልሳ ወልደጂወርግስ

Elsa Weldegiorgis - Zri ኤልሳ ወ/ጊዮርጊስ - ዝሪ - New Tigrigna Music 2026 (Official Video ) Elsa Weldegiorgis - Zri ኤልሳ ወ/ጊዮርጊስ - ዝሪ - New Tigrigna Music 2026 (Official Video ) #ዝሪ # #ዝርኒ ...

semay media -ደያኑ ከተማ መቐለ ክንቀትለኩም ኢና ዝብል ምፍርራሕ ይበፅሖም ኣሎ። መዕቆቢ ስደተኛታት ትግራይ ተቓፂሉ። 05/22/2025

https://youtu.be/oJUS1k92tFI?si=REONcoK7uRJdlDER

semay media -ደያኑ ከተማ መቐለ ክንቀትለኩም ኢና ዝብል ምፍርራሕ ይበፅሖም ኣሎ። መዕቆቢ ስደተኛታት ትግራይ ተቓፂሉ። semay media -ደያኑ ከተማ መቐለ ክንቀትለኩም ኢና ዝብል ምፍርራሕ ይበፅሖም ኣሎ። መዕቆቢ ስደተኛታት ትግራይ ተቓፂሉ ...

semay media - ተጋዳሊት ሚልዬን ዮሴፍ - ክወልድ ይደሊ እየ ! ኣብ ኸብደይ ሸዉዓተ ሓፂን ኣለኒ !ግዜ ተወሲዱ ማህፀንኪ ክዕፆ እዩ ኢሎሙኒ! 03/20/2025

ተጋዳሊት - ሚልዬን ዮሴፍ

ክወልድ ይደሊ እየ!
ሸውዓቲ ሓፂን ኣብ ኸብደይ ኣለኒ !
ግዘ ተወሲዱ መሃፀንኺ ክዕፀው እዩ ኢሎምኒ!

ብዝኸኣልናዬ ኹለና ንሓግዛ ናብ ኹሉ ክበፅሕ ድማ ሼር ንበላ!
ስልኪ ቁፅራ - 0937800376
ናይ በዓላ ባንኪ ኣካውንት ቁፅሪ
1000585543369

semay media - ተጋዳሊት ሚልዬን ዮሴፍ - ክወልድ ይደሊ እየ ! ኣብ ኸብደይ ሸዉዓተ ሓፂን ኣለኒ !ግዜ ተወሲዱ ማህፀንኪ ክዕፆ እዩ ኢሎሙኒ! semay media - ተጋዳሊት ሚልዬን ዮሴፍ - ክወልድ ይደሊ እየ ! ኣብ ኸብደይ ሸዉዓተ ሓፂን ኣለኒ ! ግዜ ተወሲዱ ማህፀንኪ ክዕፆ እዩ ኢሎሙኒ ! ...

Berhane Haile - AYNTEASHO - ብርሃነ ሃይለ - ኣይንተዓሾ New Tigrigna music 2025 (Official Video) 01/31/2025

🔥ኣይንተዓሾ 🔥

Berhane Haile - AYNTEASHO - ብርሃነ ሃይለ - ኣይንተዓሾ New Tigrigna music 2025 (Official Video) Haile #ብርሃነ ሃይለ Ha...

Kinfe Gebregergis Mesanyti -ክንፈ ገ/ገርግስ -መሳኒይቲ - New Tigrigna wedding Music 2025 (Official Video) 01/07/2025

🔥መሳኒቲ🔥
🔥ተዘርጊሓ ኣላ 🔥🔥ተዘርጊሓ ኣላ🔥
ብድምፃዊ ክንፈ ገብረገርግስ

Kinfe Gebregergis Mesanyti -ክንፈ ገ/ገርግስ -መሳኒይቲ - New Tigrigna wedding Music 2025 (Official Video) Gebregergis Mesanyti -ክንፈ ገ/ገርግስ -መሳኒይቲ - New Tigrigna wedding Music 2025 (Official Video) ባህላዊ ናይ ደርፊJoin t...

11/12/2024

🔥ኣለኻዶ? (ተጋዳላይ)🔥
8,000 000
8 ሚልዬን ተመልካቲ የቐንየልና

ጉዕዞ ናብ 10ሚልዬን

ኣብዚ ስራሕ ዓብይ እጃም ዝተፃወቱ ብሉፃት ሰብ ሙያ ክነመስግን።
ልጅ በላይ ሓየሎም ነባሪ ዘመን ተሻጋሪ ሙዚቃ ስለ ዝሰራሕኻልና ኽብሪ ይግበኣካ🙏

ከምኡ ድማ ተጋዳላይ፣ ደራሲ ግጥሚን ዜማን ፣ብሉፅ ድምፃዊ መኮነን ዕዝራ ታሪኽ ኢኻ ሰሪሕኻ ንበረልና🙏

ድምፃዊት ማህሌት ገ/ጊዬርግስ ዝገርም ኣዘያይማ ወትሩ ብልፅቲ ኢኺ ንበርልና።

ሲነማቶግራፈር ካሜራማን ፣ ኤዲተር ሴም ገ/ስላሴ
ነቲ ሓሳብ ግጥሚን ዜማን ብዝገርም ጥበብ ገላፂ ምሲሊ ጌርኻ ስለ ዝሰራሕኻልና ክብሪ ተወንዘፍ።

ዳይ ጉዕዞ ናብ 10,000 000 (10 ሚልዬን)

https://youtu.be/7c1YbjNO5jE?si=JLaJqEP4wv9COcHR

03/28/2024

ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ደርፊ
ኣብሓፂር ግዜ ቡዝሕ ተመልካቲ ዝረኸበ
ናይ ድምፃዊ እንብዛ ኣሊጋዝ
ንሰሜን ተመልከት ተኣንገዱታ🙏
https://youtu.be/GZOrlRsgnEU?si=8V94HgJitgbuOeor

Gezai Teshome - Qal (ገዛኢ ተሾመ) - (ቃል) (New Tigrigna Music 2024 (Official Video) 02/24/2024

🔥🔥🔥ቃል 🔥🔥
ብድምፃዊ ገዛኢ ተሾመ
ተዘርጊሓ ኣላ!
Out Now

Gezai Teshome - Qal (ገዛኢ ተሾመ) - (ቃል) (New Tigrigna Music 2024 (Official Video) Gezai Teshome - Qal (ገዛኢ ተሾመ) - (ቃል) (New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

SEMAY ENT - YouTube 01/20/2024

🔥ሃሎሃሎ🔥
ብድምፃዊያን ተስፋለም (ፊኒክስ) እና ሃፍቶም(ቶሚ)
እዚ ወርቂ ልኾነ ስራሕ ሙሉእ ኣታዊኡ (100%)
ንኣዴታት ትግራይ (ሕውየት) ብህያብ ኣበርኪቶም ኣለው።

ድምፃዊ ተስፍኣለም (ፊኒክስ) እና ድምፃዊ ሃፍቶም (ቶሚ)
ካብቶም ትግራይ ትኾርዓሎም ብሉፃት ድምፃዊያን ተጋሩ እዬም።
እዛ "ሃሎ ሃሎ" ዘርእስታ ወርቂ ስራሕ ሰሪሖም ድማ ሙሉእ ኣታዊ (100%)ንሕውየት ኣዴታት ትግራይ ብህያብ ኣበርኪቶም ኣለው።
ንሕና ብጊደና ድማ እዛ ስራሕ ናብ ኩሉ ተባፂሓ ነዚ ሰናይ ተግባር ክነፈፅም ሻማ ሻማ ክንብል ሓላፊነት ተዋሂቡና ኣሎ።
ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ ሰማይ ኢንተርቴይመንት ተፀበዩታ።
Subscribe Now
👇👇👇👇
https://youtube.com/?si=j13miFpPMApw44GT

https://youtu.be/MqHzwdH7u6c?si=WU0AeuTuyQnUVFTY

SEMAY ENT - YouTube 🔥🔥🔥 WELCOME TO SEMAY ENT🔥🔥🔥 Semay is an upcoming biggest East African Record Label.We are here to deliver amazing and high quality music and entertainm...

01/17/2024

ድምፃዊ እንብዛ ኣሊጋዝ
ዝገርም እዋናዊ ሓሳብ
ዝገርም ግጥሚን ዜማን
ናይ ልጅ በላይ ሓየሎም ጥበብ ዝዓረፎ ወርቂ ስራሕ ተኣንገዱታ🙏
https://youtu.be/GZOrlRsgnEU?si=qZ3nE2cScN8bQex6

Want your establishment to be the top-listed Arts & Entertainment in Indiana?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address


Indiana, PA