Merkeb Grocery Store
Merkeb is a universal grocery store located in High Point, NC
03/12/2026
ሰላም ንዓኹም ዓማዊልና። ሓዱሽ ቢዝነስ ናይ ክራይ ስፒከር ምስ ምሉእ መሳሪሕኡ ኣብ መርከብ ኣዳሊናልኩም ኣለና። ንኹሉ ጉዳይ ማለት :ንመርዓ:ጥምቀት: መመረቅታ: ኮታስ ምሉእ ናይ ድምጺ ዓቅሚ ዘለዎ(8000 Watt) 2 wireless microphones, SD, Bluetooth and aux input. ንዝያዳ ሓበሬታ ደዉሉልና 3362592836.
02/12/2026
ኩሉ ዓይነት ጣፍ ማለት፣ መስቀል፣ ኣዝመራ፣ሰላም ተዳልይልኩም ኣሎ። ከም ወትሩ ዉን ኣልሚን ማና ዝብል ዝብል ዝበለጸ ሽሮ በርበረ ኣሎ። ሕልበት፣ኤልሳ ቆሎን ዳቦ ቆሎን ኣሎና። ሓዱሽ ባህላዊ ሞሶብ ዉን ተዳልዩ ኣሎ ብድሓን ምጹ።
Forward my thank to all my customers!!!
09/04/2025
All available in store!
336-8416969
Contact us 3368416969.
ሰላም ጣፍ ተዳልዩ ኣሎ። ከምኡ ዉን መስቀል ጻዕዳን ቀይሕን ኣሎ። ኣዝመራ ጣፍ ዉን ኣሎ። ኮታ ኩሉ ዓይነት ሕሩጭ, ስገም, ዳጉሻ, ማሸላ, ስርናይ ወዘተ.....
ሻሓኒ ኮይኑ ብባህላዊ ዲዛይን ዘለዎ ዝተሰርሐ ተዳልዩ ኣሎ። Contact us 3362592836 or 3368416969.
01/18/2025
ሰላም ንኹሉ ኣብ ኩሉ። ከምዚ ኣብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ሓደሽቲ ሽፈን: ሰለሽ: ናይ ዓዲ ጥሕኒ: ሕልበት …ወዘተ ኣብ Merkeb Eritrean grocery store ተዳልይልኩም ኣሎ። ናብ ምሉእ ኣሜርካ ክንልእከልኩም ንኽእል ኢና። Contact as 3368416969 or 3362592836.
12/02/2024
ብምኽንያት ልደትን ሓዱሽ ዓመት ዝደለኽንኦ ዓይነት ብሩር ጥማዕ ወርቂ ከምኡ ዉን ምሉእ ብምሉእ ወርቂ ክትእዝዛ ትኽእላ ኢኽን ንዝያዳ ሓበሬታ 3362592836 ርኸባና።
ሰለስቲኡ መጽሓፍቲ ዕዮ ትግርኛ ብ መም ዮሴፍ ዝተጻሕፈ ኣብ Merkeb Eritrean grocery store ተዳልይልኩም ኣሎ። ብቀሊሉ ደቅና ክማሃሩሉ ዝኽእሉ ብሉጽ መጽሓፍቲ ዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ 3362592836 Or 3368416969 ተወከሱና።
10/18/2024
Nice to meet you in person. መኮነን ተስፋይ ( ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ዩቱብ) ሎሚ ብኣካል ኣብ ናይ ስርሐይ ቦታ ብምጻእ ኪንዮዉ ቲ ብቴለፎን ዝነበረና ሌላ ደሪዕናሉ ንርከብ። ብመጽሓፍቲ ምጽሓፍን ምሻጥን ባህላዉን ያታዉን ናይ ቀደም ዛንታ ምቅራብን ዝልለ ሓያል መምህርን ስነጥበባዉን ዩ። ቀንዲ ርክብና ብናይ ስራሕ ኮይኑ ንዕሊ 3 ዓመት ድማ ኣብ ስራሕ መጽሓፍቲ ምሻጥ ተጸሚድና ንርከብ። ናይ ሎሚ ቀንዲ መምጺኢኡ ዉን ዘይተሸጡ መጽሓፍቲ ኣብ ሻርሎት ብምዉሳድ ናይ መሸጣ Show on October 20-2024 @ Konshiba Restaurant ስለ ዘሎ ዩ። ሕዲ ዉን ኣብ ናይ ግሊ ቢዝነሰይ ሓደሽቲ መጽሓፍቲ ተዳልዮም ኣለዉ ንዝያዳ ሓበሬታ Contact as Merkeb Eritrean grocery store LLC 3362592836. Thank you Mekonen Tesfay for the opportunity we share and good to see you today on the behalf of business discussions.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Address
1110 S Main Street
High Point, NC
27260
Opening Hours
| Monday | 10am - 8:30pm |
| Tuesday | 10am - 8:30pm |
| Wednesday | 10am - 8:30pm |
| Thursday | 10am - 8:30pm |
| Friday | 10am - 8:30pm |
| Saturday | 10am - 8:30pm |
| Sunday | 12pm - 8:30pm |