IPN World
Educational, Entertainment, Presentation, comedy, pedestrian Question. Promoting tourism and culture t.me/@IPN_World
ኣሉላ ሰሎሞን VS ልደቱ ኣያሌው ዱላ የቀረው ክርክር!
💔😭
ይሰማ
04/23/2026
ካብዚአን መን 'ዩ እቲ ዝዓበየ ክብደት ዝተሸከመ🤔
04/23/2026
ብጹዕ ኣቡነ ኣብራም ንዝቖሰሉ መነኮሳት በጺሖም !!
{IPN World — ሚያዝያ 15/2018 ዓ/ም–ኣ.ግእዝ — መቐለ}
ሜትሮፖሊታን ፋዩምን ሓላፊ ገዳማትን ዝኾኑ ብጹዕ ኣቡነ ኣብራም፡ ትማሊ ንግሆ ኣብ ከባቢ ተራራ ኤል-ናቅሉን ናብ ዝርከብ ገዳም ቅዱስ ገብርኤል ብምኻድ ምስ ኣቦታትን መነኮሳትን እቲ ገዳም ተራኺቦምም።
ብጹዕነቶም ኣብቲ እዋን ምስቶም ኣቦታት ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ብሰንኪ እቲ ኣብቲ ገዳም ዝቖሰሉን ጉድኣት ዝበጽሖምን ኣባ ዶማይዮስ ኤል-ናቅሉኒ ዝተባህሉ መነኮስ ዘለዉሉ ኩነታት ጥዕና ኣረጋጊጾም። ብጹዕነቶም ነቶም ኣብቲ ገዳሞም ናይ ምፍራስ ስጉምቲ እዋን መጥቃዕቲ ዝበጽሖም ኣቦታት ብምጽንናዕ መንፈሳዊ ደገፎም ገሊጾምሎም ኣለዉ።
እግዚአብሔር ንኣቦና ምሕረቱን ጥዕናኡን ይሃበልና! 🙏
ፍልፍል፦ Coptic Church News
04/23/2026
« ሂውማን ራይትስ ዎች፦ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒ ኣይቆመን !!
ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂውማን ራይትስ ዎች (Human Rights Watch)፡ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ሰበ-ስልጣንን ኣካላት ጸጥታን ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዘይሕጋዊ ማእሰርትን ብሄር መሰረት ዝገበረ ኣድልዎታትን ይፍጽሙ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ። ስምምዕ ፕሪቶሪያ ተፈሪሙ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት እኳ፡ እዚ ዘይሕልል ግፍዒ ንተወለድቲ ትግራይ ካብቲ ከባቢ ንክስደዱ የገድዶም ኣሎ።
04/23/2026
«ክርስቲያናዊ መንግስቲ ክትከል» ዝኽእል ፓርቲያ🤔
04/23/2026
ንመኸተ ገንዘብ ዘወፈያ ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ ኦፍላ፦
💰 ጠቕላላ ድምር፦ 3,552,000 (ሰለስተ ሚልዮንን ሓሙሽተ ሚእቲን ሓምሳን ክልተን ሽሕ) ብር።
ካብዘን 61 ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ ኦፍላ፡ ብልዑል መጠን ገንዘብ ዘወፈያ ( ) ኣብያተ ትምህርቲ ፦
1/ ቤት ትምህርቲ ኪዳና፦ 250,000 ብር ብምውፋይ ካብ ኩለን ቀዳመይቲ ኮይና ኣላ።
2/ ቤት ትምህርቲ መውራ፣ ሕ/ብርዳን ፋላን፦ ነፍሲ ወከፈን 200,000 ብር ኣወጽየን ኣለዋ።
3/ ቤት ትምህርቲ ዓ/ጎሎ፣ ሓሸንገ፣ እንደዶን ኣወሸራን፦ ነፍሲ ወከፈን 150,000 ብር ኣበርኪተን ኣለዋ።
4/ ቤት ትምህርቲ መንከረ፣ ከ/ጭዓ፣ ፀልጎ፣ በጨቓ፣ ሰምረት፣ ሰሰላ፣ ሚ/ኣፍላ፣ ፍ/ወልዳን ላትን፦ ነፍሲ ወከፈን 100,000 ብር ብምሃብ ልዑል ኣበርክቶ ገይረን ኣለዋ።
እዘን ኣብያተ ትምህርቲ እዚአን ጥራይ ብሓባር ልዕሊ 2.3 ሚልዮን ብር ወይ ድማ ካብቲ ጠቕላላ ድምር ልዕሊ 65% ዝኸውን ብጽሒት ሸፊነን ይርከባ።
ፍልፍል፦ ዝርዝር ሰነድ ቤት ጽሕፈት ትምህርቲ ወረዳ ኦፍላ
04/22/2026
ብናይ ቀደም ኣፍቃሪኣ ዝተቀተለ መርዓዊ😭😭😭😭
04/22/2026
መርድእ !
ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ መርድእ ክነግረኩም::
I) መራሕቲ ህወሓት ኣብ ናይ ስልጣን ዝተደርበየ ዓፅሚ መን ግሃፀ ግጥም እንከለዉ :
II) ዝዋፈርዎም ምልሻ ሚዲያ (ኣርሚ ተዓሪፋ) ድማ : ኩስቶ ቀምሽ ፀቢብዋ : ገብረሃዋርያ ኣብ ሓንቲ ሰሙን 20 ቆልዑ ካብ ብዙሓት ኣንስቲ ጫጪሑ : እምበይተይ ተበርህ ምዝራብ ዘይኽእል ኣፉ ለኻት ቆልዓ ኣብ 75 ዓመተን ወሊደን ኣብ ዝብል ሕሜት ናይ ቡን ዘረባ ኣብ ታኒካ ዩትዩብ እናቕረቡ እንከለዉ :
III) ዳያስፖራ ነዚ ህወሓት ኣቀናቢራ እትፍንዎ ናይ house wives ወግዒ : ቡን ሰኽቲቱ ኮፍ ኢሉ እናሰመዐ :
እቲ መርድእ?
1. ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ትግራይ ጄኖሳይድ ኣጊድዎ ዝነበረ ገንዘብ 140 ሚልዮን ዩሮ ንመንግስቲ ብልፅግና ለቒቕሉ ኣሎ::
2. ኣብ ኣሜሪካ ዝቐነዩ መራሕቲ ብልፅግና : ንቢሾፍቱ ኤርፖርት መስርሒ ዘድልዮም ገንዘብ ተዋሂብዎም : ኢንቨስትመንት ኩባንያታት ኣሜሪካ ረኺቦም : ምስ ቦይንግ ውዕሊ ዕድጊት ነፈርቲ ተፈራሪሞም ዶላራት ግሒጦም ከይዶም ኣለዉ::
3. እቲ ዝዓበየ መርድእ ድማ : ብሰፍ ዘይብል ተጋድሎ ዳያስፖራ ትግራይ : ሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ምስ ብልፅግና ጠጠው ኣቢለንኦ ዝነበራ: ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ናብ ንቡር መሊሰን ኣቐፂለን ኣለዋ::
Alula solomon
04/22/2026
አስደማሚ ክስተት በአዲስ አበባ፡ በሐሰት ታፍነናል በማለት ገንዘብ የጠየቁ ታዳጊዎች በቁጥጥር ስር ዋሉ::
ለሚ ኩራ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 የካ አባዶ አካባቢ በራሳቸው ፍቃድ ከቤት በመጥፋት ቤተሰቦቻቸውን በውሸት ጠለፋ በማሸበር 300 ሺህ ብር ለመቀበል የሞከሩ ታዳጊዎችና ተባባሪዎቻቸው በህግ ቁጥጥር ስር ውለዋል።
ሚያዝያ 12 ቀን 2018 ዓ.ም ለትምህርት ቤት በሚል ሰበብ ከቤታቸው የወጡት የ15 እና የ16 ዓመት ዕድሜ ያላቸው ሁለት ታዳጊዎች ወደ ትምህርት ቤት ከመሄድ ይልቅ ከሁለት ወንድ ጓደኞቻቸው ጋር ሲዝናኑ እንደነበር ምርመራው አረጋግጧል።
ቤተሰቦቻቸው በልጆቹ መጥፋት ከፍተኛ ጭንቀት ላይ በነበሩበት ወቅት፣ ታዳጊዎቹ በስልክ ደውለው ታግተናል በሚል ሰበብ ገንዘቡ ካልተላከላቸው ጉዳት እንደሚደርስባቸው በማስፈራራት ለመቀበል ጥረት አድርገዋል።
የለሚ ኩራ ክፍለ ከተማ ፖሊስ መምሪያ ሪፖርቱ እንደደረሰው ባደረገው ፈጣን ክትትል ሚያዝያ 13 ቀን 2018 ዓ.ም ሲ.ኤም.ሲ አካባቢ ታዳጊዎቹን ከሁለት ወንዶች ጋር በቁጥጥር ስር አውሏል።
ታዳጊዎቹ በሰጡት ቃል ወደ ውጭ አገር ለመሄድ በማለም ድርጊቱን አስቀድመው እንዳቀነባበሩት አምነዋል።
በአሁኑ ሰዓት ፖሊስ አራቱን ተጠርጣሪዎች እና ለታዳጊዎቹ መኝታ ቤት ያከራየውን ግለሰብ በቁጥጥር ስር አውሎ ምርመራውን እያካሄደ ይገኛል።
የአዲስ አበባ ፖሊስ ጠቅላይ መምሪያ በበኩሉ፣ ሆቴሎች እና የመኝታ ቤት አከራዮች ለታዳጊዎች አገልግሎት መስጠት እንደሌለባቸው አሳስቦ፤ ወላጆችና አሳዳጊዎች ልጆቻቸው የት እንደሚውሉ እና ከማን ጋር እንደሚሆኑ በቅርበት እንዲከታተሉ መልዕክቱን አስተላልፏል።
Via የአዲስ አበባ ፖሊስ ጠቅላይ መምሪያ
Click here to claim your Sponsored Listing.