Business Insight
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Business Insight, Consulting Agency, Riyah, saudi Arabiya, Riyadh.
21/07/2026
ባህሊ፡ዓድኻ ክናፍቐካ እንተሎ!
21/07/2026
ድምፃዊ ጎሳዬ ተስፋዬ ከለንደን ቆይታው በኋላ በጤና እክል ምክንያት በዊልቼር ተረድቶ ወደ ሀገር ተመለሰ
ተወዳጁ ድምፃዊ ጎሳዬ ተስፋዬ በታላቋ ብሪታንያ ያዘጋጀውን የሙዚቃ ኮንሰርት ለማቅረብ ከሳምንታት በፊት ወደ ለንደን አቅንቶ እንደነበር ይታወቃል።
አርቲስቱ የነበረውን የሥራ ቆይታ አጠናቆ ወደ ኢትዮጵያ ሲመለስ ግን ባጋጠመው የጤና መታወክ ምክንያት በዊልቼር ታግዞ አየር መንገድ ሲደርስ ተስተውሏል። የኪነጥበብ አፍቃሪያንና አድናቂዎቹ ለአርቲስቱ ፈጣሪ ሙሉ ጤንነትንና ፈጣን ምህረቱን እንዲልከለት መልካም ምኞታቸውን በመግለጽ ላይ ይገኛሉ።
መናእሰይ ናብ ድክነት፡ዝወስድ
ውሳነ እንታይ እዩ?
ኣብ ኮመንት
20/07/2026
20/07/2026
እቲ ናይ ጥበብ ንጉስ ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ ብሓድሽ ስራሕ ተመሊሱ!
"ኾኖ ጠላዕ ብሽም ህዝቢ
ኾኖ ብላዕ ብሽም ረቢ!!!" 👈🏿
እዘን ኣብ ውሽጢ ልብና ዝሓለፋ ናይ ጥበብ ቃላት፡ ናይቲ ጥበቡ ዘይውዳእ፡ ገላጺ ምስልና ዝኾነ ጅግና ድምጻዊ ምስክር እየን። እቲ ንጉስ ደራፊ፡ እቲ ንጉስ ድምጻዊ፡ እቲ ንንጉስ ዘድምጽ ጥዑም ድምጺ ዘለዎ ስነ-ጥበባዊ ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ ብሓድሽ ስራሕ ተቐልቂለ ኣለኹ" ክብል ብብስራት መጺኡና ኣሎ።
በቲ ፍሉይ ዓይነት ጥበቡን ተውህቦኡን ዝፍለጥ፡ ሎሚ ድማ "ኾኖ" (Kono) ብዝተሰምየት ሓድሽቲ ስራሕ ንህዝቡ ከዘናግዕን መልእኽቲ ከመሓላልፍን ተመሊሱ ኣሎ። ንሕና ድማ "እንቋዕ ብሰላም መጻእካ!" እንዳበልና፡ ነዚ ናይ ጥበብ ስራሕ ብሃንቀውታ ንጽበዮ።
የሕዋተይ፡ ነዚ ጅግና ስነ-ጥበባዊ ንምድጋፍን ስርሓቱ ቀዳሞት ኮይና ንምስማዕን፦
✅ ኣብ ፌስቡክ (Facebook) Solomon YikunoamlakFollow ንግበሮ።
✅ ኣብ ዩቱብ (YouTube) ድማ Subscribe ብምግባር ንጸበዮ።
🔗 ምሉእ ናይ ዩቱብ (YouTube) ሊንክ ኣብቲ ናይ መጀመርያ ኮሜንት (Comment) ኣቐሚጠልኩም ኣለኹ።
ስላም ንኹሉ ወዲ ሰብ ✨
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Address
Riyah, Saudi Arabiya
Riyadh
1000