Aser Robi

Aser Robi

Share

ሰላም ጥዕና ይሃበለይ! ኣሰር ሮቢ (Aser Robi) እየ። ናይ መገሻታት፡ ታሪኻዊ ቦታታትን ጽባቐ ተፈጥሮን ዘርእዩ ቭሎግስ (Vlogs) የዳልወልኩም። ሓደስቲ ተመክሮታት ክትካፈሉ ኣብዚ ፔጅ ፈለው follow ግበሩ።

24/08/2026

እዚ ሕቶ ማዓልታዊ ክንሓቶ ኣለና ዋላ መልሲ ኣይንርከብ ካኣ ክንሓትትን ክንዛረብን ኣለና ስቕ እምንን ሓመድን ምስ ጸቐጠና ነርክበሉ!

16/08/2026

ንምንታይ እዮም ደቂ ዓድና ኣብ ሳዕቤን ኮለል ክብሉ ዝመርጹ ባ ናይ ሰንበትኩም ሕቶ?

10/08/2026

ንብረትና እንተደሊና ንሸጦ እንተ ደሊና ነካርዮ ኣበይ ትበጽሑ ይብልኹም ኣለዉ ክነግረኩም ኢለ እየ!😂

09/08/2026

ሕሰም ህዝቢ ኣብ ሓንቲ ባኒ ባ ግዝኣለይ በጺሑ ግደፉ እዚ ህዝቢ ከይትወደአ ነርክበሉ!

03/08/2026

ናብዛ ዝብልዋ ዘለዎ ኤረትራ ክግዕዝ ደልየ ባ ኣበየናይ ክፍሊ ዓለም ትርከብ ሓቡሩኒ?

02/08/2026

ኣቱም ህዝቢ ጎስጋስ ኩናት ደው ኣብሉ። ብፍላይ መንእሰያት ፥ካብ ኩናት እንትርፊ ዝኽትምናን ድኽነትን። ዝርከብ ትርፊ የለን ።ብዘይካ ንመራሕቱ ንታራ ህዝቢ ድማ ቕንጣብ ጥቕሚ የብሉን!

28/07/2026

እንታይ ይስመዐኩ ?

26/07/2026

ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ሳመርን በረኻን መኻይዲ እዮም እሞ ተጋበዙ ጻሓይ ከይወደአት ድማ ኢንጆይ ግበርዋ ኣብትርከቦ ።

18/05/2026

ሽሙ ሽዋ ሃገሩ ኤረትራ ወዲ ሽዋ😁

12/05/2026

ክትዛረቦ ዝሓሰብካ ምእካብ ምስዝኣብየካ ድምጺ ወዲ ሓንቢር ገይርካ ኢኻ ትዓጽዎ! 😁

Want your establishment to be the top-listed Arts & Entertainment in Edinburgh?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Art

Website

Address

Edinburgh
EH42PR

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Aser Robi posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Subscribe

We will notify you when anything happens in Edinburgh.