Hanzza Advertising

Hanzza Advertising

Share

ስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛ

04/08/2025

11/10/2024
11/10/2024

#ናጎስ ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ TBS Tv ክጅምር እዩ::

07/05/2024

#ዓርቢ ጉንበት 2

18/04/2024

Photos from Hanzza Advertising's post 05/04/2024

ቤተሰብ

18/03/2024

"ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"
🎤 #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤

🌟 ቀጻሊ ብሉጽ ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�

እዚ ወድ ድር ኣብ ክልልና ንፈለማ እዋን ዝካየድ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ ኮሜዲ ክእለትኩም ንምርኣይ ተዳለዉ።

📅 ዕለት፡ ...... 🕖 ግዜ፡ ........📍 ቦታ: ......... 🏆 ሽልማት: ........ ኣብ ቐረባ እዋን ይጽበዮም!

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914 706474 ይደውሉ
#ሃንዛ

18/03/2024

"ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"
🎤 #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤

🌟 ቀጻሊ ብሉጽ ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�

እዚ ወድድር ኣብ ክልልና ንፈለማ እዋን ዝካየድ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ ኮሜዲያን ክእለትኩም ንምርኣይ ተዳለዉ።

📅 ዕለት፡ ..... 🕖 ግዜ፡ ......📍 ቦታ: .... 🏆 ሽልማት: .... ኣብ ቐረባ እዋን ይጽበዮም!

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914 706474 ይደውሉ

TBS TV
ካብ ሕሱም ቃንዛ ህዝብን ልዑል ብሄራዊ ባህግን ዝብገስ ትካልና ትግራይ ብሮድካስቲንግ ሰርቪስ፡ ኣካል እቲ ማእኸል ሓሳባት ምዃን ዝብል ስትራተጂኡ ስፍሓትን ዕምቆትን ኣገልግሎቱ ንምብራኽ፡ ምስ ደጋዊ ኣካላት ብጥምረት ይሰርሕ።

ናይዚ ሓደ ኣካል ድማ ኣብ ዓውደ "ኢንተርታይመንት" ጽቡቕ ተመኩሮ ካብ ዘለዎም ትካላት ሓደ ምስ ዝኾነ @ሃንዛ ሚድያን ኢንተርታይመንትን ንምስራሕ ዘኽእለና መባእታዊ ስምምዕ ገይርና ኣለና።

ረብሓ ህዝብን ሞያዊ ክብርን ቀያሕቲ መሳምሩ ዝገበረ ትካልና ኣብ ትግራይ ሓቀኛ ናይ ሚድያ ኣገልግሎት ንምሃብ ናብ ኣየር ወፂኡ ኣሎ።

ቲቢኤስ
ወርቃዊ

15/03/2024

እንኳዕ_ተወለድኪ (ሄሉ)
መፃኢኺ ዝተባረኸ ይኹን !!!

07/03/2024

ማኩ(ሰምሃል) ምስ ማይኮ

02/03/2024

🔥ኹኖ ኣልበም ምረቓ🔥
🔥Album Release Party🔥
ኣብ ኢንፊኒቲ ላውንጅ መቐለ
የካቲት 24 ፅባሕ (ሰንበት)ካብ 10:00 ጀሚሩ
ኩለኹም ተዓዲምኹም ኣለኹም።

Want your business to be the top-listed Event Planning Service in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Website

Address


Hanzza Rod
Mekelle
27