Weyane Network Media
this page is for weyane society(hero)
ኣብ ትግብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ደቡብ ትግራይን ፀለምትን ክሳብ 30 ግንቦት 2016 ዓ/ም ክውዳእ ምዕራብ ትግራይ ድማ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ/ም ክትግበርን ክፍፀምን ኣብ ስምምዕ ተበፂሑ ናብ ተግባር ተኣትዩ እዩ።
— ምክትል ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ)
ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዙይ ዝበሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሕዚ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ ዘለው ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ።
ኣብ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘለዎ ምዕባለታት ኣድሂቦም መብርሂ እናሃቡ እዩም።
ተወሰኽቲ ነጥብታት መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ) ክነስዕብ ኢና ።
# ፈይሰል ሙስጦፋ
25/03/2024
John abrha ዝተባህለ ኣብ መሬትና ውራን አብ ህዝብና
ንዝግበር ጨፈጫፍ ግዝያዊ ምምሕዳር
ኣብዝውፅኦ መግለፂ ዋና ተቋዋሚ ምኳንካ
ፈሊጡ ኣሎ። ዓገብ ክትበሃል ይግባእ። ሂወት ተከፈለ መሬት ንምሃብን ህዝቢ ዳግም ንክጭፍጨፍን ከምዘይኮነ ክፈለጥ ይግባእ።
12/03/2024
እዘን ኣብ ታሕቲ ትሪእወን ዘለኹም ኤርትራውያን በቲ መዓት ውፃእ ምልስ ተጋዳላይ ተኽላይ ለኣከ(ፒፕል) ኣብ ዓብዩ ዓዲ ተታሒዘን ኣለዋ ። መተሓባበሪን እውን 09516 ታርጋ ባጃጅ ዝሓዘ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣትዩ ኣሎ
ደም ስወኣት ብኾንቱ አይኮነን
ፈሲሱ ድሮ ኡኳ ፀላእቲ
ክባልዑ ጀሚሮም ዘለው
ሳላ ሰማእታት እዩ።
29/09/2023
ሰበር ዜና
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ አቢሲንያ ገብረገርግስ ብዝሓለፈ ዘቅረበቶ ከም መረዳእታ ሒዙ ናብ መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ከምዝቀርብ ዘሎ ተፈሊጡ ። ነዚ ድማ ናይ ዛ ሽግር ዘይበፅሓ ንሽግር ዝበፅሖ ህዝቢ ከምዘይበፅሖ ዘቅረበቶ ኩሉኻ ትግራዋይ ከምዘይትውክለና ድምፅኻ አስምዕ። HBS
28/09/2023
አብ አየርፖት ናይ ድሕንነት ኮይኖም ንተጋሩ በረራ ከከልክሉ ተመዲቦም አብ ጀኖሳይድ ትግራይ ዝሳተፉ ዝነበሩ ታረኦም በፂሑስ አብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም።
27/09/2023
በሉ ርኣዩልና፣ኣቢሲንያ እንተበልናስ ዝገደደ መፂኡና ኣታ ክንደይ ዑና መራሒ እዩ ዘኒሀና ናይ ዘርኢ መጥፋእ ዓሌት ንምባል ከመይ ይሕፍረና ንሶም ክፍፅምዎ ዘይሓፈሩስ ንሕና ክንሽቑር በሉ ወስኑ ኣሕዋት ወሲነ ኣለኹ።
እተን ትማሊ ካብ ባንኪ ሒሳብ ኣቢስንያ ኣዉፂአ ናብዚኣ ዘእተኩወን ቅርሸይ ከም ዝሃበኒ ብንጉሆኡ ኣዉፂአ ናብ ካሊእ ከእትወን እምበር እንታይ ደኣ ክገብር። ኣየ ዙ ናትና ነገር ከርተት። wedi legese
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
Mekelle