RORA Engineering PLC
This page is created to promote our services and get easily communicate with our customers.
12/04/2026
ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ትንሳኤ 2018 ኣብፀሐኩም እናበለ በዓል ትንሳኤ ናይ ሰላም፣ ናይ ሓጎስ፣ ናይ ፍቕሪ ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
11/04/2026
Project: G+3 Residential Building
Area: 175sqm
Location: Mekelle, Ayder
Consultant: RORA Engineering PLC
20/03/2026
ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ንኹለኹም ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና። ዒድ ሙባረክ!
11-07-2018
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ጥምቀት 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም።
07/01/2026
ርሑስ በዓል ልደት!
መልካም ገና!
Happy Christmas!
21/10/2025
11/09/2025
💥ዘሐጉስ ዜና💥
💥ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብፀሐካ እናበለ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም፣ ናይ ራህዋ ፣ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ዕብየት ክኾነሉ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
💥በዚ ኣጋጣሚ እዚ ትካልና ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ እናተዋፀአ ዝመፀ ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ ፤ ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ድማ ን ሓሙሽተ (5) ሰባት ነፃ ናይ ሞያ ግልጋሎት /ናይ ህንፃ ዲዛይን ስራሕ/ ንምሃብ ወሲኑ ኣሎ።
💥በዚ መሰረት እዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ረቛሕታት እተማልኡ ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ ክትኮኑ እትደልዩ ወገናት ኣብ ማረት ፊት ለ ፊት ኢንፊኒቲ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251 914762202/ +251 913826425 ብምድዋል ሓበሬታ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።
●ዓይነት ግልጋሎት:
~መንበሪ
●ስፍሓት ቦታ:
~200 ካሬን ካብኡ ንታሕትን
●ቁመት ህንፃ:
ቪላ ክሳዕ G+1
●ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ:
~ስድራ ስውኣት
~ጉድኣት ኵናት
ነቲ ረቛሒ ዘማልኡ ቀዲሞም ዝመፁ ወገናት ነቲ ዕድል ተጠቀምቲ ይኾኑ።
እዚ ዕድል ናብ ብዙሕ ሰብ መታን ክበፅሕ ንበሎ
10/09/2025
🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት! 🌻🌻🌻
🌻🌻🌻 መልካም አዲስ አመት!🌻🌻🌻
🌻🌻🌻Happy New Year!🌻🌻🌻
04/09/2025
ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል 1500 ጊዜ ዝኽበር በዓል መውሊድ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ይምነ። በዓል መውሊድ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ሰላም፣ ናይ ምትሕግጋዝ፣ ናይ ዕብየት ይግበረልኩም።
ዒድ ሙባረክ!
ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ
22/08/2025
ርሑስ በዓል ቅነ ኣሸንዳ!
Click here to claim your Sponsored Listing.
Contact the business
Telephone
Website
Address
Hawelti Subcity
Mekelle
251