Open Mind Distance Education Academy

Open Mind Distance Education Academy

Share

Open Mind Distance education Academy offers flexibility in terms of time and location, allowing learners to pursue education while balancing other commitments.

15/12/2025

ጥብቂ መተሓሳሰቢ ን12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ተፈትንቲ ተምሃሮ

ክሳብ 07/04/2018 ዓ. ም (ፋይዳ ልዩ ቁጥር) (FIN) 12ተ ቁፅርታት ናብ
#0946707001
#0970003825
#0920864444

ክትልእኹ ብጥብቂ ነተሓሳስብ።

30/11/2025

መተሓሳሰቢ ን12 ክፍሊ

ሃገራዊ ፈተና መእተዊ ብድጅታል መታወቂያ ካርድ ምዃኑ ፈሊጥኩም ኣውፂእኹም ክትፀንሑ ነተሓሳስብ።

25/10/2025
13/09/2025

ማስታወቂያ
ለሁሉም ሚዲያ አካላት
የ2017 ትምህርት ዘመን የ12ኛ ክፍል ማጠናቀቂያ ሀገር አቀፍ ፈተና ውጤት ትንተና እና አንድምታዎቹ ላይ ነገ እሁድ መስከረም 04/2018 ዓ.ም ከ ቀኑ 10፡00 ጀምሮ በሚኒስቴሩ አዳራሽ ለሚድያ አካላት ማብራሪያ ይሰጣል።

በመሆኑም በተጠቀሰው ሰዓት ተገኝታችሁ ማብራሪያውን በመከታተል መረጃውን ለህብረተሰቡ ተደርሽ እንድታደርጉ የተጋበዛችሁ መሆኑን እንገልጻለን።
ትምህርት ሚኒስቴር

11/08/2025

#ሓደሽቲን ነባራት ተምሃሮ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና።

#እንኳዕ ን2018 ዓ.ም ዘመን ትምህርቲ ብሰላም ኣብፀሐኩም።

#ሓደሽቲ ተምሃሮ ንምዝገባ እንትመፁ እዞም ዝስዕቡ መረዳእታ ትምህርቲ ሒዝኩም ምምፃእ የድልየኩም።

#5ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 4ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

#6ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 5ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

#7ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 6ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

#8ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 7ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ (ክልተ እዝኒ ብደንቢ ዘርኢ)
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

#9ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 8ይ ሚኒስትሪ ካርድ
- ናይ 9ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

#10ይ ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 8ይ ሚኒስትሪ ካርድ
- ናይ 9ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 8ይ ሚኒስትሪ ካርድ
- ናይ 9ይን 10ይ ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 10ይ ክፍሊ ብ2011 ዓ.ምን ቅድሚኡ
ዝወዳእኩም ውፃኢትኩም 2 ነጥብን
ልዕሊኡ ክኸውን ኣለዎ።
- 4 ፎቶ ጉርዲ
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

ክፍሊ ንምምዝጋብ

- ናይ 8ይ ሚኒስትሪ ካርድ
- ናይ 9ይን 10ይን 11 ክፍሊ ትራንስክርቢት
- 10ይ ክፍሊ ብ2011 ዓ.ምን ቅድሚኡ
ዝወዳእኩም ናይ ማትሪክ ካርድ
ክተቕርቡ ኣለኩም።
- 4 ፎቶ ጉርዲ (ክልተ እዝኒ ብደንቢ ዘርኢ)
- ናይ ሲሚስተር ክፍሊት

ንዝበለፀ ሓበሬታ

መቐለ
0946707001
0970003825
ራያ
0955707062
0970003825
ዓዲ ግራት
0955707024
0970003825
ዓድዋ
0955707022
0970003825
ሽረ
0955707023
0970003825

Photos from ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ- Tigray Education Bureau's post 28/07/2025
Want your school to be the top-listed School/college in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Address


Mekelle
2175

Opening Hours

Monday 08:00 - 17:00
Tuesday 08:00 - 17:00
Wednesday 08:00 - 17:00
Thursday 08:00 - 17:00
Friday 08:00 - 17:00
Saturday 08:00 - 17:00
Sunday 09:00 - 17:00