Senay App

Senay App

Share

Software Programmer and Developer

ናይ እንዳ ትሕሽ ተዋሳእቲ ዝተዋዳደሩሉ ተዋሳኢት ገሬ እሙን ዝኾነት ትዕበ ዝዳነየትሉ ዉድድር ጣዕሚ ደርሆ ብከየንቲ 3ይ ክፋል Endathsh & Gere Emun 30/10/2020

LIKE,SHARE AND SUBSCRIBE FOR MOR VIDEOS

ናይ እንዳ ትሕሽ ተዋሳእቲ ዝተዋዳደሩሉ ተዋሳኢት ገሬ እሙን ዝኾነት ትዕበ ዝዳነየትሉ ዉድድር ጣዕሚ ደርሆ ብከየንቲ 3ይ ክፋል Endathsh & Gere Emun ሰላም ኩቡራትን ኩቡራንን ናይ ያም ቲቪ ቻናል ተከታተልትና ያም ቲቪ ዝተፈላለዩ መምሀርትን መሀደስትን ከም ሙዚቃታት፣ሓፀርቲ ድራማ፣ተከታተልቲ ድራማ፣ሙሉእ ፊልሚ፣ናይ ቴሌቬዥን መደ.....

Mullex Workout TRAINING PROGRAM Part 1 2020 18/06/2020

Subscribe and share Mullex Workout

Mullex Workout TRAINING PROGRAM Part 1 2020 subscribe mullex workout for more videos tnx...

15/02/2020

System admins are responsible for the daily management, upkeep and configuration of computer systems of an organization or business. This includes installing and managing desktop and laptop computers,

ደቅናን ካላኦት ሰባትን ብሞባይል ዘዕልልዎ ከመይ ንሰሞዖም ንኸእል 30/11/2019

https://www.youtube.com/watch?v=wlEBrA6kE8Q
share subscribe and comment

ደቅናን ካላኦት ሰባትን ብሞባይል ዘዕልልዎ ከመይ ንሰሞዖም ንኸእል እቱ አፕሊኬሽን ንምውራድ እዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ክሊክ ንግበራ 👇 http://yesufdownload.com/archives/195 FACEBOOK👉 https://www.facebook.com/YESUFGUBEN/ INSTAGRAM👉 https://www.instagra...

Photos from Senay App's post 23/09/2019

ኣብዚ ሐዚ እዋን ምጭብርባራት ይበዝሕ ስለዘሎ ኣብ መረባ ፎስቡክ ኮሌጅኩም ክተፋልጡ እንከሉኹም ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ካብ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ዝተዋሃበኩም ፍቓድ ኣፍልጦ 'ውን ኣሪኡና ኢልኩም ብውሽጢ መልእኽቲ ብተደጋጋሚ ንዝሓተትኩምና
ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ብኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂን ማናጅመንትን: ኣውቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ: ኣካውንቲንግና ፋይናንስ: ማናጅመንት: ማርኬቲንግ ማናጅመንት ካብ HERQA ዝተወሃበና ፍቓድ ኣፍልጦ ኣቕሪብና ኣለና! ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ኮሌጅና ሬጂስትራር ቢሮ ብኣካል መፂኦም/አን ይርከቡና/ባና ወይ ድማ ብ 0342-415336 ኣብ ስራሕ ሰዓት ይደውሉልና!

20/09/2019

2ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ
ማሕበር ውልቀ መሰልጠኒ ትካላት ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ
ኣብ ፕላኔት ሆቴል መስከረም 10 / 2012 ዓ.ም ብዝለዓለ ድምቀት ክሳለጥ እዩ::
ኣብዚ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታዊ ትካላት: መራሕቲ ሃይማኖት: ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ዝተረኸብሉ
ኣብ ዙርያ ፅሬት ትምህርቲ ግደ ውልቀ ኮሌጃት ኣመልኪቱ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ክቐርብ እዩ::

04/06/2019

Python ❤️
Java 😂
PHP 😮
C++ 😭NET 😠
C/C # 👍

Want your business to be the top-listed Engineering Company in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address

16
Mekelle
5000