Geez Tube
Youtube channel
03/01/2026
Congrats Yoliana
11/09/2024
እንቋዕ ኣብፅሐና።
ቅዱስ- እግዚአብሄር ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ቅዱስ ሕያው ዘይትመውት፡፡/2/ ግጥምን ዜማን ብዘማሪ ዲያቆን ክብረአብ አፈወርቅ#orthodox ቅዱስቅዱስቅዱስ- እግዚአብሄር ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ቅዱስ ሕያው ዘይትመውት፡፡/2/ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንዓና ዝተወለድካ፡፡ልዕሊ መላእኽቲ ንኣዳም ኣብሊፅካ፡፡ኣምላኽ ‘ናሃ...
ዘሕየወና ባዕሉ ንሱ 'ዩ።
ሥጋና ምእንቲ ኽቕድስ ንንስሐ ነፍስና ፍጹም ዝኾነ ንጹሕ ቍርባን ነቕርበልካ ኣሎና። እዚ እነቕርበልካሰ ወርቅን ብሩርን ኣይኮነን። ናይ ዓመፃን ኃጢኣትን ዝኾነ ኽቡር ዕንቍ ኣይኮነን።ዝበሊ ኣልባስ ኣይኮነን። ሞት ዝስዕሮ መጓሰውን ኣይኮነን። ዝተጠብሐ በጊዕውን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ብሞቱ ንሞጓሰኡ ዘድሐነን ባዕሉ ዘሕየወናን እዩ።
ቅዳሴ ዮሐንስ ወዲ ነጐድጓድ። ገጽ፣ ፸፬።
ምስቲ ንመሥዋዕቲ እናበልና ነፍሲ ወከፍ በዓል ነቕርቦ ሕርዶ ምርዶን (ሕርዶን ወዲ ሕርዶን) ካልኦትን ኣተኣሳሲርኩም እንታይ ትብሉ? ሓሳባት ወዛሕ ኣብሉ ሊቃውንቲ ዓዲ ነገረ መለኮት።
ግእዝ
ለሊሁ ውእቱ ዘአሕየወነ።
ናቀርብ ለከ ቍርባነ ንጹሐ ፍጹመ ለንስሐ ነፍስነ ከመ ይትቀደስ ሥጋነ ፍጹመ። አኮ ወርቀ ወብሩረ ዘናቀርብ ለከ ወአኮ ዕንቈ ክቡረ ዘዓመፃ ኃጢአት አኮ አልባሰ ዘይበሊ። ወአኮ በግዐ ጥቡሐ። አላ ዘበሞቱ ያድኅን መርዔቶ ወአሕየወነ ለሊሁ። ቅዳሴ ዮሐንስ ወልደ ነጐድጓድ። ገጽ፣ ፸፬።
ከመ ትርከብ ኑዛዜ ፍጡነ በውስተ ነፍስከ : አዝልፍ ወትረ ኀበ አንብቦ መጻሕፍት። ከመ ይምርሐሁ ለልብከ ኀበ አንክሮተ እግዚአብሔር ልዑል። (ማር ይስሐቅ)
መፃሕፍቲ ክርስቶስ ሰብ ምዃኑ ከም ዝነግሩና ባዕሎም ከኣ ኣምላኽ ምዃኑ ውን ይነግሩና።ክርስቶስ ስጋ ምዃኑ ከም ዝሕብሩልና ባዕሎም ከኣ መንፈስ ምዃኑ ውን ይሕብሩልና።
ኣባ ሄሬኔዎስ
ወላዲት ኣምላኽ እያ እንትንብላ --መለኮት ብዘይ ስጋ ወሊዳ ንብል ዘለና መሲልኩም ኣብ ጥርጣረ ከይትኣትዉ። ታይ ደኣ ምስ ስጋ ዝተዋሃደ ቃል እግዚአብሔር (ስጋ ዝተዋሃደ ቃል) ወለደት ንምባል ከምዝኾነ ነስተውዕል
ወሶበሂ ንቤ ከመ ይእቲ ወላዲተ አምላክ ኢይባእ ኑፋቄ ውስተ ልብክሙ ከመ ንጽህት ድንግል ወለደት መለኮተ ዕሩቀ እንበለ ትስብእት አላ ወለደት ቃለ እግዚአብሔር ዘተዋሃደ ምስለ ሥጋ።
ሃይማኖት አቦታትና ገጽ 478
ኣቐዲሙ ስጋ ዘይነበሮ እግዚአብሔር ብባህሪዩ ፍፁም ኣምላኽ
ክንሱ
ሎሚ ብስጋ ተገልፀ።
ንሱ ክልተ ባህርይ ክልተ ኣካል ኣይኮነን። ጎርጎርዮስ ገባሬ ተአምራት ሃይ.አበው
ኣብ-
ኣብ ወልድን መንፈስቅዱስን ከም ዘሎ ነአምን።
:ወልድ'ውን -
ኣብ ኣብን መንፈስ ቅዱስን ከምዘሎ ነአምን።
ከምኡ'ውን መንፈስ ቅዱስ-
ኣብ ኣብን ወልድን ከም ዘሎ ነኣምን።
እዛ ሰለስትነት እዚኣ
ብዘይ ፍልላይን ምልዋጥን ኣብ ሰለስተ ኣካላት ብሓደ መለኮት ዝፀንዐት እያ።
ዮሐ 1÷1-3
በከመ ይነግሩነ መጻሕፍት ከመ ክርስቶስ ሰብእ ከማሁ ይነግሩነ እሙንቱ ከመ ውእቱ አምላክ።
በከመ ያየድዑነ ከመ ውእቱ ሥጋ ከማሁ ያየድዑነ ከመ ውእቱ መንፈስ ወውእቱ ቃለ እግዚአብሔር ወእግዚአብሔር ውእቱ።
12/07/2024
መልክዐ ሥላሴ
ሰላም ለቃልክሙ መታሬ እሳት ነዳዲ:
ሥሉስ ቅዱስ ንዋያተ ዕፁብ ነጋዲ:
አመ በንስሐ ተወልዱ እምጸጋክሙ ወላዲ:
ተወፈየ መርኆ ሰማይ የማነ # ጴጥሮስ ከሐዲ:
ወመምህረ ወንጌል ኮነ # ጳውሎስ ሰዳዲ።
:
ወይእዜኒ እብለክሙ ኅድግዎሙ ለእሉ ሰብእ ወኢትስሐጥዎሙ ለእመሁ ዘእምኀበ ሰብእ ዝ ምክሮሙ ወዝ ግብሮሙ የኀልፍ ወይሰዐር።ወለእመ እምኀበ እግዚአብሔር ኮነ ኢትክሉ አኅድጎቶሙ ወከመ ዘምስለ እግዚአብሔር ይትበአስ ኢትኩኑ።”
ግ.ሐዋ ፭÷፴፰-፴፱
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the place of worship
Website
Address
Addis Ababa