DMS Entertainment
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from DMS Entertainment, Arts and entertainment, Addis abeba, Addis Ababa.
31/05/2026
ኢርትራዉያን ስድራይን የሕዋተይን እዮም ኣብዚ ስደት ግን ከም ሓዊ እየ ዝርእዮም ኣመና እንተ ቀሪበዮም ከቃጽሉኒ እዮም ዝበላስ ብዘይ ምክንያት ኣይ ከነን ።ሰብ ካምፓላ ካሜራማናት ዓገብ ጌርኩም ኣሽሓት ዶላራት ዝፈሰሶ ኮንሰርት ብዘይ ሓላፍነት ሎጎኩም ተጠቂምኩም ብምዝርጋሕኩም ዕንወት ኣብ ሰነ ጥበባዊ Ghirmay Andom Weldemichael ኣካይድኩም ንምንታይ ግን ወድሰብ ዝደከመሉን ዝጸዓረሉ ክሳብ ክንድዚ ሓላፍነት ዝጎደሎ ስራሕ ሰሪሕኩም እሞ ሕጂዶ ደስ ኢልኩም ግርማይ ድሕሪ ኮንሰርት ደስ ኢልዎ ብፍሕሽው ገጽ እና ሰሓቀ ክመጸና ኢና ተጸቢና ነገር ግን ከመይ ኣለካ ኣይ ትበሎ ኣብ ገጹ ርኣዮ እዩ ዓቢ ጛሂ ኣብ ገጹ ተወቂጡ ስለምንታይ ግን እዝኩሉ?
27/04/2026
DMS Eri Entertainment 8 likes, 2 comments. "Lifetime Achievement Award ceremony honoring the Eritrean Legend in DC "
12/04/2026
♥ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ጽቡቕ ነገር ሰሪሑ።♥
♥•♥•♥•♥•♥•♥•♥•♥•♥•♥•♥
#ፕረሲደንት ኤርትራ ክቡር ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ትንሣኤኡ ብምኽባር ነኽብሮ።
#ማዕረ ማዕሪኡ ጸጉርኻ ናብ ቡን ክትቆርጽ እንተርኢናካ ሓጎስና ብዕጽፊ ክዓቢ እዩ።
#ከምዚኦም ዝበሉ መራሕቲ ብዘይ ኣፈላላይ ከነተባብዖም ይግባእ። ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝመጹ መራሕቲ ንርእሶምን ንህዝብን ካብ ጥፍኣት ከድሕኑ እዮም።
21/03/2026
ሓዳሽ ቪድዮ ክሊብ 'ባሕሪ' ዘርእስታ ብ ድምጻዊ ወልደሚካኤል(ጀንትራ)
ነተባባዓዮ።
Weldemichel(ጀንትራ)-New Eritrean Music 2026(ባሕርና)- Offical video#eritreanmusic Eritrean Tigrigia music by /weldemichel Gebremichael(ጀንትራ) #ባሕሪ ...
22/02/2026
Eritrean wedding abraham Gumsa(ወዲ ጉምሳ) Amazing guayla 2022. Eritrean wedding abraham Gumsa(ወዲ ጉምሳ) Amazing guayla 2022 ...
03/01/2026
ግደፊ (GEDEFI) - Mieron Habtom - new eritrean official song 2026 new Eritrean official song ግደፊ - GEDEFI for the new year 2026..ENTERTAINMENT
21/11/2025
#ጽምዶ ስዑዲ ዓረብ ገብረልኡል vs ወዲ ሸኽ Live eritrean music#neweritreanmusic2025 #ጽምዶ ስዑዲ ዓረብ ገብረልኡል vs ወዲ ሸኽ Live eritrean music ...
ምስጢር ሻዕብያ....
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Addis Abeba
Addis Ababa