Timnitna channel
ተስፋ ቻነል ብርክት ዝበሉ ኣዘናጋዕትን ምሃርትን ትሕዝቶታት ክቐርቡልኩም እዮም።
15/07/2023
ባህግና ክሰምር
ነንሕድሕድና ንደላለ፡
ፍቕሪ መስሪትና ንተሓላለ።
01/01/2023
ሓድሽ ዓመት ግን ከመይ'ያ ካብ ካልእ ግዜ እንታይ ዘፍሊ ኣለዋ፡ወዲ ሰብ ዓመቱ ከኽብር ከሎ
ገቢዙ ወይ ሸይቡ ከም ዘሎ ይርዳእ፡ዓመት ቁጽሪ ቀይራ ግን ንዓና ሕሉፍና ክንፍትሽ ህልናና ክነጽሪ ቓል ንኣትወላ፡ምሉእ ሓጎስ ክኾነልና ግን ተቐይርና ነሕልፋ።!!!
01/01/2023
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ምድላው ልደትን ይግበረልና።
24/12/2022
ሰላም!!! ትምኒትና ቻነል ካብ ሎሚ ብዙሓት መሃርትን ኣዘናጋዕትን ትሕዝቶታት ክተቕርበልኩም'ያ።
Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
Addis Ababa