Netsebraq Entertainment
This page is created to share shows that we upload and current affairs from around the globe.
05/12/2021
ኩሉ ዝጽዕርዶ ይዕወትዩ? ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዛ ቪድዮ ተኸታተሉ!
እንተ ጽዒርና፡ ንዕወትዶ? ከም ዝፍለጥ ዝጸዓረ ይዕወትዩ ዝብል ናይ ኣቦታትና ይኹን ናይ ከባቢና ብሂል ካብ ነዊሕ ኣትሒዙ ዝኸይድ ዝጸንሑ ብሂልዩ። ሓቂ'ዩ እንተጽዒርካ ትዕወት ኢኻ። ግና እንታይ ዓይነት ጻዕሪ ዝብ....
26/09/2021
ግጥሚ!
ግጥሚ ብፍረወይኒ ጎይትኦም፥ Poem by Freweini Goytom ኣሎ ተደጒሉደጊለዮ እምበር ማዓስ ረሲዐዮሑሱም ናብራና ቀይርዎ ንኣናባብራናፋሕ ምስ በልና ከይተኣካከብናግዜ ነዊሑ ጓኖት ኣምሲሉናኣንታ መከረኛ ፍቅረይተረካብ ይዓድዮኩይኑ ነገሩ ኣባ...
23/09/2021
ሂወትካ ትልውጥ መጽሓፍ!
ሂወትካ ትልውጥ መጽሓፍ (ዘይተደፍረት መንገዲ)፡ ትርጉም ብኢንጂነር ሚካኤል ሂወትካ ናብ ዝሓሸ መንገዲ ክትጓዓዝ እንተደኣ ደሊኻ፡ ከብቶም ኩሎም ዕውዉታት ሰባት፡ ናብ መንገዲ ዓወት ዝወስደካ መኣዝን ክትጓዓዝ ኣለካ ምስ መን ብዘየገድስ። እዛ መጽሓፍ ኣብ ዓለምና...
18/09/2021
ውሽማይ!
ውሽማይ (ሓቀኛ ዛንታ)፡ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት ድርሰት። ነገር ውሽማ መቸም ባዕልኹም ግለጽዎ፡ ኣሰብኡትና ንኹን ኣንስትና። እዚ ጽሑፍ እዚ ብ ፍረወይኒ ጎኦይትኦም ዝተጻሕፈ ኮይኑ፡ ንመምሃሪ ክኸውን ዝ....
01/09/2021
ሓቀኛ ደብዳቤ ፍቅሪ ካብ ኣፍቃሪ ናብ ኣፍቃሪቱ!
ሓቀኛ ደብዳቤ ፍቅሪ (ካብ ኣፍቃሪ ናብ ኣፍቃሪቱ)፡ ፍቅሪ መቸም ኩልና እንተበልኩ ምግናን ከይመስል መቀረቱን ጣዕሙን ዘየስተማቀረ ክህሉ ኢለ ኣይሓስብን። ፍቅሪ ብ ቃል፣ ግብሪ ከምኡ ድማ ብስነጥበብ እዩ ዝግለጽ ካልእ'ውን ይህሉ ይኸውን።...
23/08/2021
ክትልወጥ ትደሊዶ? Watch this video! ነዛ ቪድዮ ተዓዘብ።
ኣብ ሂወትና ክንልወጥ ከቢድዩ? ኣብ ብብዙሕ መሰናኽላት እኳ ንሓልፍ እንተኾና፡ ክንልውጥ ግና ወላ ሓንቲ ዝኽልክለና ነገር የለን። እንተኣልዩ ድማ፡ ጸገም ዘይመለውጢና ንሕና ኢና። ብዙሓት ሰባት ካብ ዝተሓተ ናብ ዝለዓ...
08/08/2021
ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም (ጸሎት)
ጸሎተይ (ግጥሚ) ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም፡ ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካብኡ ብዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጥቲ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ...
06/08/2021
ዓገብ (ኤርትራዊ መንነት)፡ ከምዚ ኣይኮነን። Yordanos ፈተነ ቅትለት ኣብ ክንዲ ምምካርን ምምሃርን።
ዓገብ (ኤርትራዊ መንነት)፡ ከምዚ ኣይኮነን። Yordanos ፈተነ ቅትለት ኣብ ክንዲ ምምካርን ምምሃርን። ንዝተጋገየ ምምላስ'ውን ባህሊ ኤርትራዊ መንነትዩ። እንተኽኢልና ገጋ መንገዲ ኣለኺ ኢልና ክንእርማ ይግባእ፡ እንተዘይኮይኑ ግና፡ ኣፍካን ኢድካን ምሓዝ ልቦናዩ። ዮርዳኖስ ሓቂዩ፡ ቅኑ...
02/08/2021
ታሪኽ በሃር ስነጥበባዊ ቦብ ማርሊ፡ ድምጺ ውጹዓት።
ታሪኽ ስነ ጥበባዊ Bob Marly (ቦብ ማርሊ)፡ ኣቦ ድምጾም ዝተሓብኡ ድምጻዊ። ታሪኽ ህቡብ ድምጻዊ ቦብ ማርሊ ሓደ ካብቲ ኣዝዩ መሃርን ታሪኻውን ኮይኑ ካብ ዝዝከር ዳርጋ ነዊሕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ቦብ ማርሊ ኣብ ዓለምና ኣዝዩ ንኽትዝርዝሮ ዘጸግም ታሪኽ ገዲፉዩ ካብ...
25/07/2021
ግጥሚ (ረሲዐዮ) ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom።
ሓዳሽ ግጥሚ (ዓስቢ) ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካብኡ ብዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጥቲ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ...
25/07/2021
ገዲፈዮ ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom
Subscribe to our channel to listen similar poems;
ገዲፈዮ ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካቡ ዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጢ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ጀሚራ...
23/07/2021
ግጥሚ ምጽሓፍን፡ምንባብን ተውህቦዩ። ክልቲኡ ክህልወካ እንከሎ ድማ ጸጋዩ። ተስፉ መሓሪ (ኳደረ) ነዚ ተውህቦ ዝተዓደለ ሓደ ካብ ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ሃገርናዩ።
ግጥሚ ብተስፉ መሓሪ (ኳደረ)። ልቢ ዝትንክፍ ግጥሚ። ግጥሚ ምጽሓፍ ተውህቦዩ። ተስፉ መሓሪ ሓደ ካብቶም ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ብዙሕ ግጥሚ ዝጸሓፉን፡ ዝጽሕፉ ዘለዉንዩ። ተስፉ ግጥሚ ምጽሓፍ ጥራሕ ኣይኮነን ተውህብኡ፡ ኣናብባ ግጥሚ ድማ ሓደ...
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the establishment
Telephone
Address
Cairo