Shalom Church Kitchener
Shalom church is located in Kitchener, Ontario Canada.
እቲ ንኣይ ዝደኰንክዎ ህዝቢ ምስጋናይ ኬዘንቱ እዩ።
እቲ ንኣይ ዝደኰንክዎ ህዝቢ ምስጋናይ ኬዘንቱ እዩ።
ሚክያስ 6 - 8
ኣታ ሰብ፣ ንሱ ሰናይ ዘበለ ኣፍለጠካ፣ እግዚኣብሄርሲ፣ ቅንዕና ኽትገብር፣ ምሕረት ከኣ ክትፈቱ፣ ምስ ኣምላኽካውን ብትሕትና ኽትመላለስ እንተ ዘይኰኑስ፣ ካባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ∶
ዓርቢ 5 ሰነ 2026 ፍሉይ ናይ ኣምልኾ: ጸሎትን: ቃል ኣምላኽን ምሸት ምስ ፓስተር በየነ
ዝገርም ፍቅሪ
ሮሜ 12 - 21 ነቲ እከይ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ስዓሮ እምበር፡ በቲ እከይ ኣይትሰዓር።
ኤፌሶን 4 - 32 ግናኸ ከምቲ ኣምላኽ ብክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም፡ ንሓድሕድኩም ተላዋህትን ተዳናገጽትን ኴንኩም፡ ይቕረ ተባሃሃሉ።
ምሳሌ 25:21-22
ጸላኢኻ እንተ ጠመየ፡ እንጌራ ኣብልዓዮ፡ እንተ ጸምኤውን፡ ማይ ኣስትዮ።
በዚ ኸምዚ ጓህሪ ኣብ ርእሱ ትእክብ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ኪፈድየካ እዩ።
ዕብራውያን 13 - 1 ፍቕሪ ሕውነት ትጽናዕ።
ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም።
ማቴዎስ 21 - 16.. የሱስ ከአ፡ እወ፡ ካብ ኣፍ ቈልዑን ሕጻናትን ምስጋና ኣዳሎኻ፡ ዚብልሲ እኳዶ ኣየንበብኩምን፧ በሎም።
ሉቃስ 18 - 16 የሱስ ግና ጸዊዑ፥ መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኦም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም።
ዳዊት 107 - 22
መስዋእቲ ምስጋና ኸኣ ይሰውኡ፣ ንግብርታቱውን ብእልልታ ይንገሩ።
05/30/2026
ግንቦት 29,2026
መመረቕታ ሓደሽቲ መዘምራን ሻሎም ኪችነር
መልእኽቲ ወንጌል ኣብ ሓጸርቲ ደቓይቕ
እንጌራ ህይወት
ኣገ/ሊ ሰለሞን ሓደራ
እዛ SWHC Live ዝተሰምየት ቻነል እዚኣ ነቲ ኩሉ ግዜ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ ዝፍኖ ሰሙናዊ ቀጥታዊ መደብና እንለቀላ ክትከውን እንከላ፣ ብሻሎም ሚድያ ተዳልዩ ንዝፍኖ ዝተፈላለየ መደባት ከም ሓደስቲ መዛሙር፣ ድራማ፣ ግጥምታትን ካልእን ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓት ድማ ኣብ Shalom Media Ministry እትብል ቻነልና ተኸታተሉ።
መልእኽቲ ወንጌል ኣብ ሓጸርቲ ደቓይቅ
ብእምነት ምግዳል
ፓስተር ዳንኤል ተድላ
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the place of worship
Website
Address
800 KING Street EAST
Kitchener, ON
N2G2M6