HYAB Alphabets

HYAB Alphabets

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from HYAB Alphabets, Baby Goods/Kids Goods, Calgary, AB.

እዚ ሃሁ ፖስተር እዚ ንህጻውንቲ ባዕሎም እንዳተዘናግዑ ክመሃሩ ዝሕግዝ እዩ። ሰለስተ መዝሙራት (ሰሚራ ሰሚራ,ትምህርቲ ትምህርቲ, ምሳና ዝጻወት ) ዝብላ ዝሓዘለ ኾይኑ ፡ ነብሲ ወከፍ ፊደል ምስጠወቑ ብድምጺ ክምህሮም ይኽእል። ብተወሳኺ ምስ ቁጽርታትን ኣስማት እንስሳታትን ዓሚቕ ሌላ ክህልዎም ይገብር። ኣብ ( ፈተና ) ዝብል ምስ ዝጥውቑ ፊደላት ፥ ቁጽርታት፥ ከምኡውን ነገራት ተሓቲቶም እንዳተጻወቱ

Photos from HYAB Alphabets's post 01/11/2025

እዚ ሃሁ ፖስተር እዚ ንህጻውንቲ ባዕሎም እንዳተዘናግዑ ክመሃሩ ዝሕግዝ እዩ። ሰለስተ መዝሙራት (ሰሚራ ሰሚራ,ትምህርቲ ትምህርቲ, ምሳና ዝጻወት ) ዝብላ ዝሓዘለ ኾይኑ ፡ ነብሲ ወከፍ ፊደል ምስጠወቑ ብድምጺ ክምህሮም ይኽእል። ብተወሳኺ ምስ ቁጽርታትን ኣስማት እንስሳታትን ዓሚቕ ሌላ ክህልዎም ይገብር። ኣብ ( ፈተና ) ዝብል ምስ ዝጥውቑ ፊደላት ፥ ቁጽርታት፥ ከምኡውን ነገራት ተሓቲቶም እንዳተጻወቱ ብምምላስ ምስ ቋንቋ ኣዲኦም ዘሎዎም ዝምድና የበርኽ ። ደቅኹም ካብ screen ቲቪ ኣሊኹም ቋንቋ ኣዲኦም ክመሃርልኩም እትደልዩ ወለዲ ፥ እንሆ መፍትሒ ኣምጺእናልኩም ኣለና ።

Want your business to be the top-listed Clothing Store in Calgary?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Website

Address

Calgary, AB
T3G1J8