SEGAR PRESS
"ሰላም ዋጋ እንዳኸፈልና እንረኽቦ እምበር፤ዋጋ ከፊሉልና ኣይመፅእን።"
With Medhane Gidey – I just got recognised as one of their top fans!
እዞም መራሕትናስ ክንደይ ይጭክኑ?ነዳዲ የለ፣ቅርሺ የለ፣ዝተወረረ መሬት ምምላስ የለ፣ተመዛባሊ ምምላስ የለ፣እዚ እንዳረአዩስ ብሒም ዘይብሉ ተዓዲሎም!!
ዘረባ መራሕትና ዝወፆ የብሉን፤እንተ ተግባር ግን ዜሮ እዮም።
With ሰሉ ጓል ተጋዳላይ – I just got recognised as one of their top fans!
ብስቓይ ህዝብን ዓድን ከብዱ ዘሕብጥን ፣መዓኮሩ ዘግዝፍን መራሒ ዘይኮነ ዘድልየናስ፤ንህዝቡን ንዓዱን ዝውፈይ መራሒ እዩ ዘድልያ ትግራይ!!
19/03/2025
Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! ልኡል መረሳ, ፍረ ጓል ቅዱስ ሚካኤል, ዝተሰረቀ ሕልሚ, Mŷ Đŕèâm, Znawu Geremaryam, Berihu Mehari, ክያ ማኛ ኣልወድም ወረኛ።, ቅንዕቲ እየ ንፍቅሪ
ሓደ እዋን ሓደ ኣቦ ጢን ኢሉ ሰኺሩ እንተሎ ወዱ ከምፅእ ኢሉ ናብ ናይ ውልቀ መዋእለ ህፃናት ይኸድ እሞ ነታ መምህር ብደንቢ ይነግራ። መምህር ፦"በል ውሰዶ ኣየናይ እዩ ወድኻ?"ትብሎ።
ኣቦ፦"ስኽ ኢልኪ እንዶ ዝኾነ ቆልዓ ሃብኒ ዘይፅባሕ ክመልሶ እየ" ኢሉ መለሰላ ይባሃል።
እከለ ደየበ እከለ ወረደ ዘይኮና ክንብል ዘለናስ፤ዝተወረረ መሬት ዘምልስ፣ተመዛበልቲ ዘምልስ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ!!
ከመይ ሓዲርኩም ተጋሩ✋✋
ስቓይ ተመዛበልቲ ይኣክል
መረበትና መልሱልና
1583 መዓልትታት ኣብ ቸንዳ ይኾኖ!!!
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
Opening Hours
| Monday | 09:00 - 17:00 |
| Tuesday | 09:00 - 17:00 |
| Wednesday | 09:00 - 17:00 |
| Thursday | 09:00 - 17:00 |
| Friday | 09:00 - 17:00 |
| Saturday | 09:00 - 17:00 |
| Sunday | 09:00 - 17:00 |