Maico Records

Maico Records

Comments

gofundme.com/f/help-ashwudi-rebuild-his-life
ኣምላኽ ነቲ ክንዲ ጎቦ ዝኸዉን ሰሪሑ ክንዲ መርፍእ ግን ዘይዛረብ መግለጺ ዘይርከቦ መንእሰይ ኤርትራ ሓዊሱ ንሃገረ ኤርትራ ይባርኽ!!! ቡሩኽ ሰንበት ንኹሉ ደላይ ሰናይ!!!
https://www.facebook.com/100074225441290/videos/297731638886508
gofundme.com/f/help-ashwudi-rebuild-his-life
Encouraging and supporting our young Artists is one of the main things we do at Maico Records. We hope and expect every one to do the same thing.
https://www.youtube.com/watch?v=ccOUReqYerc
gofundme.com/f/help-ashwudi-rebuild-his-life
ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ደቂ ኤረይ ብፍላይ ድማ ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ፡ እዛ ናይ ሕመረት ቪድዮ ኣቓልቦኹም ሲሒባ ብብዝሒ ሼር ትገብርዋ ምህላውኩም ንዕዘብ ኣለና፡ ብጣዕሚ ድማ ዘኹርዕን ዘሐብንን እዩ። ከም ተወሳኺ ሓበሬታ ድማ ኣታዊ እንተተረኽበ ነዛ ማሕበር ሕመረት ዝኸዉን 3ተ ናይ ጓይላ ቪድዮ ኣብ ማይኮ ረከርድስ ተጻዒኑ ኣሎ'ሞ ኣብ ጊዜ ዕረፍትኹም ክትርእይዎን ሼር ክትገብርዎን ብሽም ማሕበር ሕመረት ንመሓጸነኩም።
https://www.youtube.com/watch?v=ZrCuRRaJn-Y
https://www.youtube.com/watch?v=_6-DHsNNLiA
https://www.youtube.com/watch?v=_WtUJkvHkkw
https://www.youtube.com/watch?v=BgtWJjsUvHQ
https://www.facebook.com/100074225441290/videos/2695112907449977
"ክንራኸብ ኢና" ብድምጻዊ ቐልኣብ ተ/መድህን
"ነቲ ግዜ ዘምጽኦ ግዜ ባዕሉ እዩ ዝምልሶ" ካልኣይ ክፋል
ኣብ ቀዳማይ ክፋል እቶም ክልተ ናይ ንእስነት የዕሩኽ ብኸመይ ከምዝተፈላለዩን በቢመንገዶም ድማ ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከምዝትጸንበሩ ነቢብና ኔርና። ካልኣይ ክፋል ድማ እነሆ።
ኣብ 1977 ንኸተማ ኣቑርደት ንምሕራር ኣብ ዝተገብረ ኹናት መንእሰይ ኣብርሃም ብሓያል ሃገራዊ መንፈስ ተዋጊኡ ናይ ነገር ዕድል ኮይኑ ድማ ብዘይ ሓደ ነገር ካብቲ መሪር ኹናት ብሰላም ወጸ። ከምቲ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝተሓረራ ከተማታት ምሸት ምሸት ጉይላ ዝግበር ዝነበረ ኣብ ኣቁርደት እዉን ይግበር ብምንባሩ ሓደ ምሸት መንእሰይ ኣብርሃም ምስ ብጾቱ ናብቲ ጉይላ ዝግበረሉ ቦታ ኣምርሔ። ኣብቲ ጉይላ ሓደ ጀብጀብ ርእሱ መልክዔኛ ተጋዳላይ ይስዕሰዕ ነበረ'ሞ ኣብርሃም ብኣንክሮት ይዕዘቦ ነበረ። መን ምዃኑ ጠፌዎ ኣይነበረን ግን ብምግራምን ብምሕዛንን “እዋይ የሕደጋ” እንዳበለ ኣብ ዓሚቅ ሓሳባት ንደቓይቅ ድሕሪ ምሽማም እታ ጉይላ ምስተወድኤት ክረኽቦ ምኹኑ ፈሊጡ ብትዕግስቲ ተጸበዮ።
ጀብጀብ ተጋዳላይ ብወዲ ምስግና ዝፍለጥ ንኣብርሃም መትዓቢቱን ወዲ ገዛዉቱን እዩ። ኣብርሃም ንሜዳ ክወጽእ እንከሎ ንወዲ ምስግና ኣብ ኣስመራ እዩ ገዲፍዎ ኔሩ። ኣብርሃም ኣብቲ ጉይላ ንወዲ ምስግና ምርአዩ እዃ እንተኾነ እቲ ዘገረሞ እቲ ዘሕዘኖ ግን ወዲ ምስግና ንኣዲኡ ኣደይ የሕደጋ ሓደን እንኮን ምዃኑን ኣቡኡ ድማ አብቲ 1975 ዝግበር ዝነበረ ጃምላዊ ህልቂት ብዓረር ናይ ደርጊ ሂወቶም ዝተቖጽየት ብምንባሩ እዩ። ብዝኾነ እታ ጉይላ ምስተወድኤት ኣብርሃም ንወዲ ምስግና ሰላም ክብሎ ናበኡ ገጹ ኣምርሔ። ......ሳልሳይ ክፋል ኣብዝመጽእ ዘሎ ዓርቢ Have a wonderful weekend all.
http://createyoutube.com/fb/awazWtcirsY

so sad true story

Maico Records is a promoter and distributor of Eritrean music.Our main goal is to promote the beauty Maico Records is a promoter and distributor of Eritrean music.Our main goal is to promote the beauty of Eritrean culture through music videos.

28/01/2020

#Melake Abraham, #New Eritrean Patriotic Song ዋና'ለዎ ዚ'ባሕሪ" #Maico Records|Official Video-2019|

ጋዜጤኛ ታምራት ነገራን ብሃማት መሰልቱን ነታ ህቡብ ስነጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃም "ዋና'ሎዎ ዚ'ባሕሪ" ክብል ዝደረፊ፡https://www.youtube.com/watch?v=SHdWjfcvzfo "ኖ ቐይ ባህር የኛ እንጂ የናንተ ኣይደለም" ብዘስምዕ 1600 Dislike ጌሮማ ኣለዉ። ነታ "ሰዓረ" https://www.youtube.com/watch?v=fMA0z0LMnjs ትብል ድማ "ኤርታዊያን ኣይስዓርኩሙናን" ብዘስምዕ 1200 ኢትዮጲያዊያን dislike ጌሮማ ኣለዉ። ከመይ ዩቱብ ዝፈጠረስ ድሓን ይእቶ። ብኾፍካ ፈታዊኻን ጸላኢኻን ፈላሊዩ ዝነግረካ።

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

26/01/2020

New Eritrean Music "ናፍቆት" By Medhane;Robel;Daniel | Official Video- 2017|

ኣነ ይብል መንእሰይ ኤርምያስ የሕደጎ ወዲ ኣኽርያ፡ "ኣስመራ ገዲፈ ናብ ስደት ምስ ኣምራሕኩ፡ ኣብ ዝኸድክዎ ሃገር ኣብ ድብያ ናይ ኣበይ'ዩ ዓድኻ ዝብሉ ፋራታት ኣትየ ብዙሕ እየ ተጸጊመ" ክብል ምረቱ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ንኤርትራ ስድረኡ ክበጽሕ ክመጽእ ምዃኑ ኣበሲሩና እሎ። እዛ ቕድሚ 2 ዓመት ኣብ ማይኮ ረከርድስ ዝዘርጋሕናያ ደርፊ፡ ነዚ ናብ ኤርትራ ንኽመጽእ ወሲድዎ ዘሎ ስጉምቲ ከምዝሓገዘቶ ዝሃበረና ናባኹም ከነብላ። ክቡር ሓውና ብሰላም ምጻና። ኩሎም ኣብ ስደት ዝነብሩ መናእሰይና ድማ ንዓኻ የማስሎም።
https://www.youtube.com/watch?v=xRu6Li8RT6g

18/01/2020

#Maico Receords #New Eritrean Song #Degim Akele By #Melake Abrham |Official Video-2018|

ናይ ህቡብ ስነ-ጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃም ሃገራዊን ባህላዊ ደርፍታትን ኣብዚዝስዕብ ጥብቖ ብምጥዋቕ ክንከታተል ንኽእል።
https://www.youtube.com/watch?v=WPSDE3RRlsA ደጊም ኣኸለ
https://www.youtube.com/watch?v=SHdWjfcvzfo ዋና'ሎዎ ዚ'ባሕሪ
https://www.youtube.com/watch?v=fMA0z0LMnjs ሰዓረ
https://www.youtube.com/watch?v=y1JCeHtWuv0 መጺኻለይ'ዶ

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Maico Receords-New Eritrean Song "Degim Akele" By Melake Abrham |Official Video-2018| Like us on FaceBook https://www.faceb...

17/01/2020

New Eritrean Music "ደባይ " By Rahel Okubagabir |Official Video-2017|

ናይ ድምጻዊት ራሄል ዑቕባጋብር ደርፍታት ኣብዚ ዝስዕብ ጥብቆ ብምጥዋቕ ክንከታተል ንኽእል።
https://www.youtube.com/watch?v=Re5vYIzSApg ደባይ
https://www.youtube.com/watch?v=UvV_LvvXUDo ንስሌኻ ክብል
https://www.youtube.com/watch?v=LyiGxRD0TVk መዋረዪ
youtube.com/watch?v=fgom2Qu18HI እንዳፈተኹኻ

Subscribe: https://www.youtube.com/c/MaicoRecords Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maico...

15/01/2020

#Maico Records #Eritrean Song #ዘብ ዘብ #ZebZeb By #Teklinkiel Gebru #Wedi Gebru |Official Video-2019|

ከምቲ ህቡብ ስነ-ጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃም ዝበሎ "ሰብ እንተሎ ኣብ ድቓስ ዘቕተረ ገና ካብ ሕልሚ ዘይተበራበረ" ገዲም ስነ-ጥበባዊ ወዲ ገብሩ ድማ አቲ ዝደቐሰ ወይ ዘይተበራበረ ይበራበር እምበር፡ ንዓሻን ዶርጉሓሉ ንለባምን ኣምተሉ' ብዘስምዕ "ሴፍ እንዳ ጉራዴ" ከምዘይኣቱ ንህዝቢ ሓቢሩ እዩ። እስከ ልቦና ሓዘል ቓላት ብጽሞና ንስምዓዮ።
https://www.youtube.com/watch?v=Qm3haQU2oCk

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Maico Records-New Eritrean Song "ኣሳጉማይ-ዘብ ዘብ " By Teklinkiel Gebru(Wedi Gebru) |Official Video-2019| Like us on FaceBook ht...

12/01/2020

ገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ዝርኣየ ዓይኑ ይብራህ!!

ካብ መፈለምታ ሰማንያታት ኣትሒዙ ኣብ ሴሜን ኣሜሪካ ቐጺሉ'ዉን ኣብ መፈለምታ ቴስዓታት ኣብ ሃገረ ሱዕድ ዓረብ ይነብር ከምዝነበረ ዝበጽሓና ሓቤሬታ ኣሎ። ተስፋ ድማ ንገብር ገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ብሂወት ክህሉ እሞ ነዛ ጽሑፍ ኣንቢቡ መልሲ ክህበና። ወይ'ዉን ኩሉኹም ነዛ ጹሑፍ ተንብቡ ዘለኹም ድሃይ ገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ክትህቡና; እንተኼኢልኩም ድማ ስእሊ ክትሰዱልና ብትሕትና ንሓትት።

ገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ መን'ዩ? ንዝብል ሕቶ ግን፡ ብርግጽ እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ንገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ይፈልጦ አዮ ኢልካ ደፊርካ ክትዛረብ እይትኽእልን ኢኻ። ንስነ-ጥበባዊ ስርሓቱ ግን ዳርጋ ዘይፈልጦ ኤርትራዊ ኣሎ ክብሃል ኣይክእልን። ገዲም ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ኣብ ምምዕባል ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዝገበረ ስነ-ጥበባዊ እዩ።
ብዙሓት ገዳይም ስነ-ጥበባዊያን ሃገርና ከም ነፍሲሄር ብሃር ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ፡ ዑስማን ዓብደልራሒም፡ ሃይለ ገብሩ፡ ሳሚ ብርሃነ፡ አምባየ ሃብቱ፡ ነጋሽ ተኪኤ፡ ናይ ስነ-ጥበባዊ ዓንደ ቢኢዱ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት(ሕደማ) ጥዑም ዜማ ኣሰንዮም በቲ ጡዑም ድምጾም ንዘመናት ደርፎሞ አዮም። ንኣብነት ንምጥቓስ ዝኣክል፡
1 ጀለምታ.......... ብነፍሲሄር ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ
2 ሩሑስ ጋማ.........ብስነ-ጥበባዊ ሃይለ ገብሩ
3 ከመይ ኣለኺ........>> >>
4 ቐለም...............ብስነ-ጥበባዊ ዑስማን ዓብደልራሒም
5 ኣይዉለድን......... >> >>
6 ጽባሕ'ከ ናበይ.........>> >>
7 ነደይ ነድሕና...........ብስነ-ጥበባዊ ነጋሽ ተኪኤ
8 ናይ ሕልና ምስክር..... >> >>
9 ኾኾብ ኣዋልድ...........ብስነ-ጥበባዊ ሳሚ ብርሃነ
10 ዝሓለፈ ዕንባባ ፍቕርና......>> >>
11 ሕዉነት'ዩ ሓይሊ............>> >>
12 ናብራ ኣይኮነን...............>> >>
13 ኣበይ'ኺ ዘለኺ..............>> >>
14 ጎበዝ በረኻ ................ብስነ-ጥበባዊ እምባየ ሃብቱ
15 ክራረይ.....................>> >>
16 ኣደይ...................... >> >>
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና። መልሲ ብሃንቐውታ ንጽበ።

11/01/2020

#Eritrean Sentimental Music By Guitarist #Solomon G/Medhin (Solo) #Maico Records

The brouhaha reporter Tamrat Negera created has subsided. Now is the time to relax and listen to a classical music by guitarist Solomon G/Medhin. ጋዜጠኛ ታምራት ነገራ ዝፈጠሮ ሆይሆይታ ብኤርትራዊያን ኢትዮጲያዊያንን እቲ ዝግባእ ግብረ መልሲ ምስተዋህቦ ዝግ ኢሉ ኣሎ። ሕጂ ኣራጢጥካ ህዱእ ሙዚቓ ብጊታሪስ ሶሎሞን ገ/መድህን ዝተሃርመ ምስማዕ ጥራሕ አዩ።
. https://www.youtube.com/watch?v=s3PS-xvwAZ4

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Eritrean Sentimental Music By Guitarist Solomon G/Medhin (Solo) Maico Records Like us on FaceBook https://www.facebook.com/...

07/01/2020

#Melake Abraham, #New Eritrean Patriotic ዋና'ለዎ ዚ'ባሕሪ" #Maico Records|Official Video-2019|

ዘገርም ሰሙን። ሶሻል ሚድያ ናይ ኤርትራን ኢትዮጲያን ተናዊጸን ቐንየን። ታምራት ነገራ ናይ ብሓቒ ነግራም። ነቲ ዝበሎ ሃለውለው ናይ ቖሉዑት ዘረባ ግን ኣቐዲሙ ስነ-ጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃም ግርም ጌሩ መሊስሉ ኔሩ እዩ።

"ሰብ እንተሎ ኣብ ድቓስ ዘቕተረ
ገና ካብ ሕልሚ ዘይተበራበረ
ንሱ ይንበር ኣብ ዓለም ናይ ሕልሚ
ዋናታት ግን ሸጥ መትከል ከም ዓሚ
ብሓድነት ሱጉሚ

ግደፍ ሻቕላ ዋዛ ድዩ'ቲ መትከል
ብሓለምቲ ጽንዓት መን ከይንጸል
መትከል መን ከይንቐል

ዝረኸባ ሕሩያት ከፊሉ
ራህዋ ዝፈጠረ ጽምም ኢሉ
ጊዜ ይምጻእ ሰላም ጥዑም ወረ
ሰብ ከይህሉ ዝተደናገረ ዘይተበራበረ
ታሪኽ እንዳፈለጠ ዘይኣመነ
ይትዓዘብ ብጊዜ ክዳነ

ኣብ ዙርይኡ ጀጋኑ ኣሰሊፉ
ክንደይ ገድሊ እምበር'ዩ ሓሊፉ
ምስደቐባት ኮይኑ ዝተቓለሰ
ሓርፋፍ ዘመን ወዙ ዝመለሰ

እዚ መሬት ከም ሰብ'ዩ ዝባሕሪ
ቃናን ጨናን ዋንኡ ዘለሊ"
https://www.youtube.com/watch?v=SHdWjfcvzfo

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

06/01/2020

Maico Records-New Eritrean Song "ዓዲ ሕድሪ" By Kibra Mesfun(M-Sisters) |Official Video-2018|

ታምራት ነገራ እቲ ግብረ መልሲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጻት ናብ ጻት ናይዛ ዓለምና ከመይ ከምዝኾነ ርእይዎን ሰሚዕዎን ኣሎ። ንኹሎም ከምቲ ናቱ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ባአታታት ድማ ጽቡቕ ትምህርቲ አዩ። እቲ ኾይኑ ግን ድምጻዊት ክብራ መስፍን ኣብዛ "ዓዲ ሕድሪ" ትብል ሃገራዊት ደርፋ ነቲ ጸዋርን ዓቓልን ዘይጽዓድ መንእሰይ ኤርትራ ኩሉ'ቲ ክብሪ ንዕዑ ምዃኑ እያ ትገልጽ። ብርግጽ ድማ መንእሰይ ኤርትራ እዚ ኣብ ሶሻል ሚድያ ከርእዮ ዝቐነየ ተኣምራታዊ ቕያ ምስእትዕዘብ "ክብሪ ንዓኻ'ዩ መንእሰይ ኤረና" ዘየብል ኣይኮነን።

"ንሕና ዘይብቕልጽምና'ሞ ብመን ነጊስና
ብሓይሊ ዓመጽቲ ዘይተንበርከኽና
ነዚ ሰጊርና ኢና ኣለና ዝበልና
ክብሪ ንዓኻ'ዩ መንእሰይ ኤረና"

https://www.youtube.com/watch?v=5Is1qG8hHGg

Maico Records-New Eritrean Song "ዓዲ ሕድሪ" By Kibra Mesfun(M-Sisters) |Official Video-2018| Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.f...

05/01/2020

ጥዑም ወረ/Good News

እቲ ብሚኒስትሪ ጥዕና ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ንኸይትከኽ ክግበር ዝጸንሐን ዘሎን ጎስጓስ ሰማዒ ክረክብ ጀሚሩስ ሓላፍነታዊያን ዝኾኑ ዜጋታት ንትግባሬኡ ይሰርሑ ኣለዉ። እቶም ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ምትኻኽ ዘዘውትሩ ግድያት ናይ ኒኮቲን ዝኾኑ ዜጋታት፡ ነቲ ኣብ ከባቢኦም ዘሎ ዘይተበከለ ጥዑይ ዜጋ ናይ ጥዕና መሰሉ ኽሕልዉሉ ከምዘለዎም ክግበር ዝጸንሐ ጎስጓስን ኣስተምህሮን እዉን ዉጼኢታዊ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ።
ሙሉእ ዓወት ንሚኒስትሪ ጥዕና

04/01/2020

Maico Records

04/01/2020

Beraki Ghebremedhin, Wedi Gedli, New Eritrean Music Video 2019-Maico Records

ዋርሳይ ስነ-ጥበባዊ በራኺ ገ/መድህን ድማ ንደንቖሮ ታምራት ነገራ ዝኾዉን ዝበሎ እስከ ነንብብ ንስማዕ።
"እቶም ርብዒ ዘመን ዘጉባዕብዑ
ኣብ ዘውድኻ ሽግር እንዳ ወልዑ

ቄናን ፍርዶም ጓሶት ናይ ሳልስቲ
ወዲ ገድሊ ሚሂርካዮም ሓቒ

ጉዶም ጎዳጉዶም ምስተቐልዔ
ገመል ኢሎምካ ዘይገርዔ

“ነዛ ጽሓይ ጸሓይ ብዓባያ
ከጥፍእዋ አዚ ኹሉ ጉያ

ልቦም ዉሽጦም ዘይጽሓየ"
ነቲ ዳንዴር አንዳበሉ ስየ

https://www.youtube.com/watch?v=8ccFHhXcwws

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

04/01/2020

Beraki Ghebremedhin, Wedi Gedli, New Eritrean Music Video 2019-Maico Records

ዋርሳይ ስነ-ጥበባዊ በራኺ ገ/መድህን ድማ ንደንቖሮ ታምራት ነገራ ዝኾዉን ዝበሎ እስከ ነንብብ ንስማዕ።
"እቶም ርብዒ ዘመን ዘጉባዕብዑ
ኣብ ዘውድኻ ሽግር እንዳ ወልዑ

ቄናን ፍርዶም ጓሶት ናይ ሳልስቲ
ወዲ ገድሊ ሚሂርካዮም ሓቒ

ጉዶም ጎዳጉዶም ምስተቐልዔ
ገመል ኢሎምካ ዘይገርዔ

“ነዛ ጽሓይ ጸሓይ ብዓባያ
ከጥፍእዋ አዚ ኹሉ ጉያ

ልቦም ዉሽጦም ዘይጽሓየ"
ነቲ ዳንዴር አንዳበሉ ስየ

https://www.youtube.com/watch?v=8ccFHhXcwws

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

04/01/2020

New Eritrean Music "ሰንደቅ" By Robel Negede |Official Video-2017|

ኸርናፍ ታምራት ክፈልጦ ዘለዎ ይብል ድምጻዊ ሮቤል ነገደ
"ኣብቲ ባሕሪ ኣለዉ ዝጠለቑ
ሰማያዊ ሕብራ ንኸድምቑ
ስለዝደመዩ ኣብቲ ምድሪ
ይዉኩሎም ኣሎ ቐይሕ ሕብሪ"
https://www.youtube.com/watch?v=iVWJrAT3DUo
Lets all of us keep sharing our patriotic songs so it can reach to the ears of friends and foes alike.

Subscribe: https://www.youtube.com/c/MaicoRecords Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maico...

03/01/2020

#Melake Abraham, #New Eritrean Patriotic ዋና'ለዎ ዚ'ባሕሪ" #Maico Records|Official Video-2019|

ከምቲ ደርሆ "ብኻራ ጸወታ የለን" ዝበለቶ፡ ብሃገረ ሰማአታት'ዉን ጸወታ ስለዘየለ፣ ንሕና ኣባላት ማይኮ ረከርድስ ንታምራትን መሰልቱን መልስና እዚ ዝስዕብ አዩ።
ይትረፍ ቅንጣብ ክጨራርመሉ
በዛ ጎቦ ዓይኑ ዝሪኤሉ

ዘይፈቱ ዘልዕለላ ሽማ
ደው ዘበላ ፈዊሱ ሕማማ

ከም ሕዛል ህጻን ዝረርዋ
ባሕራን ምድራን ሰብ ኣለዋ
ዓደይ ዛጸዳል በርሃውሃዋ
https://www.youtube.com/watch?v=SHdWjfcvzfo

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

01/01/2020

Wedi Shawish Wedi Teages Wedi Baxie ሙዉት ዘተንስእ ዱኑስ ዘበራብር ዕሙር ጓይላ Coming soon

ንጽምብል ሓድሽ ዓመት ኣብ ዕሙር ጓይላ ከም ብተይ ክትሰራሰሩ ሓዲርኩም ክትኮኑ ተስፋ ንገብር። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ተኸታታሊ ማይኮ ረከርድስ።
https://www.youtube.com/watch?v=EEhkpSuuBvM

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

25/12/2019

Wedi Shawish Wedi Teages Wedi Baxie ሙዉት ዘተንስእ ዱኑስ ዘበራብር ዕሙር ጓይላ Coming soon

ዓመተ 2020 ዓመተ ራህዋን ጽጋብን ሽሻይን ሰላምን ክትኮነልና እንዳተመነና ኣብ ሙሉእ ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ንብል። ኣብ ዝመጽእ ጊዜ ድማ ምስዞም ወናማት ስነ-ጥበባዊያንና ፈታሕ ወጋሕ ዝበልናዮ ንሙዉታት ዝተንስእ ንዱኑሳት ዘበራብር ዑሙር ጓይላ ክንጋብዘኩም ኢና። ክሳብ ሽዑ በቢዘለናዮ ሰላምን ቕሳነትን። ከምቲ ወትሩ ን ንስነ-ጥበባዊያንና ንምትብባዕ Share Subscribe Like Comment ንገብሮ ንወዲ ተዓገስ ወዲ ሻዉሽ ወዲ ባጽዕ እዉን ሃየ ድኣ ኣሕፍስ ኣቢልና ንሃቦም።
https://www.youtube.com/watch?v=EEhkpSuuBvM

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

21/12/2019

New Best Eritrean Guayla @ Maico Records-2019

ኣብ መላአ ዓለም እትነብሩ ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ
ዓመተ 2019 ወዲእና ናብ ዓመተ 2020 ክንኣቱ ቁሩብ መዓልትታ ተሪፉና ኣሎ። ዓመተ 2020 ሙሉእ ሰላም ሒዛትልና ክትመጽእ ተስፋና ዕዙዝ አዩ። ዓመተ 2020 ኩሉ ሕሰምና ዝቕንጠጠሉ፡ ስደት ዘብቕዓሉ አሱር ዝፍትሓሉ፡ ድኑስ ዝትስኣሉ፡ ጥሙይ ዝዕንገለሉ፡ ዕሩቕ ዝኽደነሉ፡ ጽሙእ ዝረውየሉ፡ ዝተበተነ ስድራቤት ዝተኣኻኸበሉ፡ ሙሉእ ብሙሉእ ፍትሒን ራህዋን ዝነግሰሉ ዓመት ክትኮነልና እንዳተመነና እዛ ናይ ቤተሰብና ኣዝያ ንወንኻ ተበራብር ቪድዮ ክንጋብዘኩም። ኹሉኹም ኣኣብ ቤትኩም ምስድራቤትኩም ሓቢርኩም በዛ ባህላዊት ጓይላ ክትዘናግዑን ክትሕጎስን ድሌትና አንዳገለጽና፡ ንኩሉ ተኸታታሊ ማይኮ ረከርድስ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት፡ ነቶም ተኸተልቲ ምእመናን ክርስትና ድማ ሩሑስ ብዓል ልደት ንብል።

https://www.youtube.com/watch?v=aPM-qx6LnpE

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

19/12/2019

Maico Records- New Eritrean song "ሰዓረ" By Melake Abraham|Official Video-2018|

"ሳላ ዝተፈጠርኩም ኣብዛ ቕድስቲ ምድሪ
ዛ'ሪም ከሊልኩማ ብገረዳ ስምሪ"
እስከ ነዚ ሱሑል ጎሮሮ ኮኾብ ድምጻዊ 1000 ላይክ ሃቡልና።
https://www.youtube.com/watch?v=fMA0z0LMnjs

Maico Records- New Eritrean song "ሰዓረ" By Melake Abraham |Official Video-2018| Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com...

17/12/2019

YouTube

ኣባላት ማይኮ ረከርድስ ኣብ መዓስከር ሳዋ 1994
ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ
ብመጀመርያ ስለ'ቲ ንስነ-ጥበባዊያንና ምትብባዕ ትገብርዎ ጻዕሪ ብልቢ ነመስግን። ብምቕጻል እዛ ሎሚ ናባኹም አንቕርባ ቪድዮ ፍልይ ዝበለት እያ። 25 ዓመት ንድሕሪት መሊሳ ኣብ ዓሚቕ ዝኽሪ ስለ እትሸመና፡ ዝኽሪ ጀጋኑ፡ ዝኽሪ ሓላላት ተጫረቕቲ ብጾት ፡ ዝኽሪ ዙር ቕጭን፡ አንታይ'ሞ ቡርቱዕ ስሚዒት ስለዝደፋፍኣና እቲ ክንብሎ ዝደለና ንምግላጽ ቓላት ሓጹሩና። ሕጽር ብዝበለ ግን እዛ ቪድዮ ንኹሉ መንእሰይ ኤርትራ ብሳዋ ዝሓለፈ/ት ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ንዙር ቕጭንን ንኹሎም እብ ግንባር ቡሬ ብጅግንነት ዝተሰዉኡ ብጾትና ዝኽሪ ትኹነልና።
ከምቲ ወትሩ ንስነ-ጥበባዊያንና አትህብዎም ፍናን ንኣባላት ማይኮ ረከርድስ አዉን ኣሕፍስ ኣቢልኩም Like Subscribe Share Comment አንተሂብኩምና; መን ይፈልጥ ሓደ መዓልቲ ኽራርና ሒዝና ደበኽ ንብለኩም ንኸዉን።
** አዛ ቪድዮ ሃሳስ ብምዃና ኣቐዲምና ይቕሬታ ንሓትት።
https://www.youtube.com/watch?v=EoEWQXNbwNM

15/12/2019

Beraki Ghebremedhin, Wedi Gedli, New Eritrean Music Video 2019-Maico Records

ስነ-ጥበባዊ መንእሰይ በራኺ ንኽብሪ'ቶም ካብ ምምስራት መዓስከር ሳዋ ክሳብ ሕጂ መሳርዖም ከይበተኹ ሃገር ዘውሓሱን ገና'ዉን ኣብ ሃገር ምህናጽ ዝርከቡ ምዑታት ሃበርም መንእሰያት ኤርትራ ነቲ ዘይጽዓድ ኒሖምን ሃገራዉነቶምን "ወዲ ገድሊ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝሰየማ ኣዝያ ብልጽቲ ደርፊ ጌሩ ገሊጽዎ ኣሎ። ከምኡ'ዉን ብዘይካ ነቶም ካብ 1994 ክሳብ'ዛ ሎሚ ኩሎም ብሳዋ ዝሓለፉ መንእሰያት ምምስጋን ገና ነቶም ናይ ወትሩ ጸላአቲ ህዝብን ሃገረ-ኤርትራን ዝኾኑ ሓለምቲ ሰብ ስግር ሩባ አቲ ክብሃል ዘለዎ ኢልዎም ኣሎ። ስነ-ጥበባዊ መንእሰይ በራኺ ገ/መድህን ነዛ ደርፊ ብመንገዲ ማይኮ ረከርድስ ኣቢለ ንኹሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ድማ ንተኻታተልቲ ማይኮ ረከርድስ ክጋብዞም አየ ምስ በለና ንሕና ኣባላት ማይኮ ረከርድስ ድማ ከም ኣባላት ቐዳማይ ዙር ሃገራዊ ኣጎልጉሎት ከም ሙዃና መጠን አዛ "ወዲ ገድሊ" ዘርእስታ ከምቲ ንኹሉ ብሳዋ ዝሓለፈ መንእሰይ ኤርትራ ስለትምልከተና እንሆ ናባኹም ነብላ። ከምቲ ወትሩ እንገብሮ ድማ ንስነጥበባዊያንና Subscribe, comment, share like ኣሕፍስ ኣቢልና ብምሃብ ፍናን ንሃቦም።

"እቶም ርብዒ ዘመን ዘጉባዕብዑ
ኣብ ዘውድኻ ሽግር እንዳ ወልዑ

ቄናን ፍርዶም ጓሶት ናይ ሳልስቲ
ወዲ ገድሊ ሚሂርካዮም ሓቒ

ጉዶም ጎዳጉዶም ምስተቐልዔ
ገመል ኢሎምካ ዘይገርዔ

“ነዛ ጽሓይ ጸሓይ ብዓባያ
ከጥፍእዋ አዚ ኹሉ ጉያ

ልቦም ዉሽጦም ዘይጽሓየ"
ነቲ ዳንዴር አንዳበሉ ስየ
https://www.youtube.com/watch?v=8ccFHhXcwws

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

15/12/2019

Maico Records's cover photo

19/04/2019

Eseyas Salih Rasha Live Performance Eritrean Music |Official Video-2019| Part 4

https://www.youtubetofb.com/ytidulwWaEeoDKc

Eseyas Salih Rasha Live Performance Eritrean Music |Official Video-2019| Part 4

16/04/2019

Eseyas Salih Rasha Live Performance Eritrean Music |Official Video-2019| Part 4

"ብዘይካ መርገም ኹሉ ይደገም"
ኣብ መንጎ ስነ-ጥበባዊያንና ዝተራአየ ናይ ናሓድሕድካ ምክብባርን ምምስጋንን ምትብባዕን ምድናቕን ንኹሉ ኣፍቓሪ ስነ-ጥበብን ደላይ ጽቡቕን ዘሔጎሰ ብሉጽ መደብ
Part 4 https://www.youtube.com/watch?v=ulwWaEeoDKc
Part 3 https://www.youtube.com/watch?v=dt6lQeJryXw
Part 2 https://www.youtube.com/watch?v=K1tkpRCa7vE
Part 1 https://www.youtube.com/watch?v=LN38Svlk8Lc

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Eseyas Salih Rasha Live Performance Eritrean Music |Official Video-2019| Part 4 Like us on FaceBook https://www.facebook.co...

08/04/2019

ምናልባት ምናናናናናናናልባት ዶኾን ምስቲ ምሕሳም አዋን ቑሩብ ካብቲ ኹቡርን ብሉጽን ባህልና ኣንደልሂጽና ንኸዉን ዝብል ስክፍታታት ኔሩኒ። በዚ ንኽብሪ ስነጥበባዊ ሳልሕ ራሻ ተባሂሉ ብማይኮ ረከርድስ ዝተዳለወ መደብ ኣብኡ ዝርኣኽዎ ሓድሕድ ምክብባርን ምትሕልላይን ግን ሰብናን መናአሰያትናን ክብርታትና ዓቒቦም ብአኡ ድማ ይምርሑ ምህላዎም አዩ። ምርኣይ ምአማን ስለዝኾነ አቲ ቪድዮ ኣብዚ ኽልተ መዓልቲ ናባኹም ከነብሎ ኢና፤

06/04/2019

Eritrean Sentimental Music By Guitarist Solomon G/Medhin (Solo) Maico Records

ዓለምና ጫው ጫው በዚሕዋ። ሰባት ባዕላቶም ብዝፈጠርዎ ህውከት ክቡር ወዲ ኣዳም ተረቢሹ። አስከ ሓንሳብ ካብቲ ዕግርግር ዉጽእ ኢልና ክቡር ሓዉና ሶሎ ዝሃበና ብሉጽ ህያብ ኣብ ርግአ ቦታ ኮፍ ኢልና ነስተማቕሮ። ርሑስ ቀዳመ ሰንበት ንኹሉ።
www.scorphq.com/YouTube/pg.php?v=s3PS-xvwAZ4

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Eritrean Sentimental Music By Guitarist Solomon G/Medhin (Solo) Maico Records Like us on FaceBook https://www.facebook.com/...

28/03/2019

New Eritrean Full Movie "ደብስ'ቲ ሕሉፍ" |Official Video-2019| Maico Records

ደበስ'ቲ ሕሉፍ
ብሰንኪ ኹናት ኢትዮ-ኤርትራ ዝተበታተና ስድራቤታትን ኣብኣተን ዝወረደ ዕንወትን ገና ኣይተጻሕፈን ኣይተሰነደን ዘሎ። ደራሲ ኣብርሃም ሃይለ ግን ኣነ አጃመይ ክስንድ'የ ብማለት ኣብ ሓንቲ ካብ ስድራ ቤት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተመስረተት ስድራ ዘጋጠማ ከቢድ ናይ ሂወት ብድሆ ከቓልሖ ፈቲኑ እሎ። ምናልባት ግን ኣብ ገለገለ ብሰንኪ ናይ ኮፒ ራይት ናይ ድምጺ ጸገም ክህሉ ስለዝኸአል ኣቀዲምና ብዙሕ ይቕሬታ ንሓትት፤ ከምቲ ወትሩ ድማ Share Subscribe, Like Comment አንዳገበርና ንደራሲ ኣብርሃም ሃይለን ኩሎም ስነ-ጥበባዊያናን ብዙሕ ነተባበዓዮም።
https://www.youtube.com/watch?v=0kDXJfI7hDs

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV New Eritrean Full Movie "ደብስ'ቲ ሕሉፍ" |Official Video-2019| Maico Records Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlih...

24/03/2019

Best Eritrean Fashion Show of 2019 By Winta G/Hier

ምርኢት ቕዲ ኽዳን ብስነ-ጥበባዊት ዊንታ ገ/ሄር
አቲ ዓለም ዝዛረበሉ ኣምላኽ ዝዓደለና ተፎጥራዊ ጽባቐ ናይ ኤርትራዊያን ኣሓትና ምስቲ ኣዝዩ ዉቑብን መሳጢ ኣልባሳትና ተደሚሩ ነዚ ብስነጥበባዊት ዊንታ ገ/ሄር ዝተዳለወ ብሉጽ ናይ ቕዲ ኽዳን ምርኢት ምስ አንዕዘብ ንሕና ኤርትራዊያን ከምቲ ወትሩ ኣብ ፓሪስ ኒውዮርክ ሎንዶንን ካልኦት ከተማታት ዝግበር ናይ ቕዲ ኽዳን ምርኢት ማዕሪኡን ልዕሊኡን ክንገብር ከም እንኸአል አዩ ዘረጋግጸልና። ዞባ ቐርኒ ኣፍሪቓ ካብ ኩሉ ድሕረታት ተኣልዩ ምስ ምዑብላት ሃገራት ክወዳደረሉ ዝኸእል ሓያል ቑጠባ አንተመስሪቱ ከም ስነ-ጥበባዊት ዊንታ ገ/ሄርን መሰልታን ሒዝካ ናይ ዓለምና ምርኢት ቕዲ ኽዳን ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘየካይደሉ ምኽንያት ኣይክሁሉን አዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንስነ-ጥበባዊት ዊንታ ገ/ሄር ስለቲ ዘይሕለል አተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ብስም ኩሉ ተኸታታሊ ማይኮ ረከርድስ ብልቢ ነመስግና። ኣብ ኩሉ ንጥፈታታ ድማ ኣሳልጦ ንምነየላ። ከምቲ ወትሩ ድማ Share Comment Like Subscribe ብምግባር ተሳትፎና ነዕዝዝ።
https://www.youtube.com/watch?v=Eu7j0VVemjA

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBook https://www.facebook.com/maicozema/ Find us on...

17/02/2019

Maico Records-God Bless Eritrea-ኣምላኽ ንኤርትራ ይባርኽ

አዝጋቢሔር ንሃገረ ኤርትራ ይባርካ-God Bless Eritrea.
ኣብ መላአ ዓለም አትነብሩ ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ ድማ ብማዕረ አዝጋቢሔር ይባርኽኩም-God Bless You All ብሩኽ ሰንምበት ንኹልና፤
https://www.youtube.com/watch?v=XmLRzonE2Uw

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV Maico Records-God Bless Eritrea-ኣምላኽ ንኤርትራ ይባርኽ Like us on FaceBook https://www.facebook.com/bahlihager/ Find us on FaceBoo...

Videos (show all)

Maico Records, as always,  promoting, encouraging and supporting young coming up Eritrean Artists/Vocalist. Here is MenE...
ጥዑም እዋን ጥዑም እንከይበልናዮ እንክዕዘር
11 ዓመት ንድሕሪት ምልስ ኢልና ምስ እንዝክር
ገንዘብ ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ብማዕረ ዘስድዕ ክንሱ መብዛሕትኡ ጊዜ ግን ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ብገንዘብ ከም ዝሰድዓ ይግለጽ።ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ንተመራመርቲ ስነልቦና ገዲፍና ሙ...

Telephone

Address

196 Kerara
Asmera

Other Asmera arts & entertainment (show all)
ኣዝማሪኖታት ኣዝማሪኖታት
Eritrea
Asmera, 1234