Eritrean Home
ኤርትራ ንኤርትራውያን!
ኣሕሕሕ።

ልክዕ😢

ሰፈር ጀጋኑና ዒራ-ዒሮ😭

ጻውዒት ሓገዝ ንመንእሰይ ሓውና🙏
ሓደራ የሕዋት ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዞ!!!

ህዝቢ ትግራይ ይስዕር እንተ ኢልካ ትግራዋይ ይብሉኻ፡፡ ባዕሎም እንተ ኢሎሞ ከኣ ሕሉፋት ኤርትራውያን ይኾኑልካ፡፡
ብሱሩ ሰብ ኢዶ ግበሩናይ🤣
ህዝበይ ረኻቢ መከራ ዝዝክረካ እምበር ሰኣንካ ምስዚ ኩሉ ቁስልኻን እህህታኻን😢
ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ይስዕር።
© Yoel Lino

?
ህግደፍ ኣታዊታታ ቀዳድ ጁባ ኮይንዋ ምስ ጨነቓ ብርጌድ ንሓመዱ ተመሲልካ መኣዶም ወድኣሎም ጌራታ ኣላ ዘይሰማዕካ ስማዕ🤣🤣🤣
እዚ ናይ ዝኾነ ጨንፈር ብርጌድ ንሓመዱ ከምዘይኮነ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ናይዛ ሎቕማጽ ህግደፍ ሙዃኑ ግን በጺሕና'ሎ

#ሑሕ🤪
.
.
ጌርኩም prank ግበርዎም ንደገፍቲ ህግደፍ የሕዋትኩም🤪
ግበርዋ ንዝተፈላለዩ መዘናግዒታት🤪

ስራሕ ደርጊ፡ ከም ትሰርሑ ደኣ መዓስ ጠፊእና። ህዝባዊ ግንባር ውን ንደርጊ ኣብ ሜዳ ምስ ጨፍጨፎ ሓሰኻ ደምበ ናብ ዝለምለመሉ �
እዚ ክስነድ ኣለዎ። ነቶም ክኢላታት ሕጊ ውን እዚ ንብርጌድ ንሓመዱ ዝድግፍ ጭብጢ ስለ ዝኾነ ኣቕርቡሎም።
ህዝበይ በደልትኻ መዝግብ!!!
ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዘለዎ።
#ከይንርስዖ!

መንደላይ ጀርመን ኣይጠዓሞን😭

🤡
ናይ ብሓቂ ፌስቲቫል ኢዩ ነይሩ🤪
መዘናይ እዚ ዘየጉህየካ እንተ ኮንካ ኣይናተይን ኢኻ!
እዛ ሓጻር ቪድዮ ድምጺ ንብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ጀርመን ክትከውንን ናብ ኩሉ ንዘርግሓያ። ክኢላታት ሕጊ ውን ከም ጭብጢ ስለምንታይ እዚ መንእሰይ ተሪር ተቃውሞ ከም ዝገበረ ነዚኣ ቪድዮ ናብ ሕጊ ኣቕርብዋ፡፡
#ሼር በላ ኩልኻ ደላይ ፍትሒ!

ለለዋ ለይብላ🤣🤣🤣
ዕድመን ጥዕናን ብርጌድ ንሓመዱ😍💪🇪🇷❤️
EritreaEritrean HomeEritrean Home
በርጌድ ንሓመዱ እታ መንሽሮ ስርዓት ህግደፍ💪✌️🤙
ንእሽተይ ዓወት የለን!
ምስጋና ንኩልኹም ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ!
ምስጋና ንመራሕ ብርጌድ John Black!
ምስጋና ንበየነ ውፉይ!
ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ!
በሎ ኩልኻ ደላይ ፍትሒ!!!
🇪🇷😍✌️💪✌️😍🇪🇷

Beyene Gerezgiher's Page ዝበሃል #ዘርዓይ ጥሪት ሆላንድ ኣትዩ ስለ ዘሎ #እምባሕ ከካብ ገዛኹም ኢዩ🐮🐮??
ናቱ(ኣክሹ) ኣብ ጽዑቕ ትረይኒን🚴♂️
ነተባብዓዮ ንሓበን ሃገርና ዝኾነ ውልዶ ስፖርታዊ😍💕❤️🙏😘
ክንደይ ❤️ ንናቲ!
©ሲራክ ወሲራክ ወዲ ኤረይረሲራክ ወዲ ኤረይሲራክ ወዲ ኤረይ

ሓደ ንሕግን ንዜጋታቱን ዝረግጽ ዓማጺ ስርዓት ኣብ ዓዲ ሕጊ ከይዱ ክሓፍር እምበር ክግተር ኣይግብኦንዩ። ኣባላት ደምበ ተቃውሞ።
#ነቶም ኣብዚ ፌስቲቫል ዝሳተፉ ኣባላት ህግደፍ ውን ብቪድዮን ደረቕን ምስሎምን መንነቶምን ኣብ ምስናድ ክትተሓባበሩና ንላቦ።
ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ!
ናብ ኣወል ስዒድ ወዲ ሽረ(ቱኳዕ)

ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷

ርሑስ ቅንያት ናጽነት ሃገረይ ስልማተይ🇪🇷

ኤርትራውያን ታሪኽ ምስራሕ ኣመልና ኮይኑ በቃ!😍🇪🇷😍🇪🇷😍
ሕጂዩ ዝኹራዕ፡ ኩራዕ ኤርትራዊ🇪🇷💖🇪🇷
💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝

ህዝበይን ሃገረይን ኤርትራውነትን ምስ ሰምዑስ እቲ ናይ ውሽጦም ጋኒን የጉርዖም🤷🏻♂️
ዓይኒ ጸልማት መጻኢ ለመንቲ ትካቦ gofundme ይድፈነልካ፡፡🙋♂️
ካብ ጸለመ ዘይሰልጠነ ተፈንፋኒ እንጥሾው ይሰውርካ
ኣሜን ኣይነውሕድ ደቂ ኤርትራውያን፡፡🙏
ጉዳዮም ምስ ኤርትራውነት ክሳብ ዝኾነ ንዓኻ ውን ክመጽኡኻዮም፡ እዞም ለመምቲ ሓሬት 🐍
God bless u Tedy😍🇪🇷😍
ንበሎ ደቂ ኤረይ መደቦም ነፍሽሎም፡፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷

ኣምላኽ ነፍሶም የዕርፍ !!💔😇😢🙏

ሕጂ ኢና ብዘይ ኣቦ ዝተረፍና!
ጽንዓት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡፡
ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም🙏

🙏🙏🙏

እንቋዕ ሓጎሰና ዮናስ ንሕክምናዊ ክንክን ኣብ ሃገረ ቱርኪ ኣትዩ ኣሎ።
ዓሌትን ሃይማኖትን ከይፈለኹም ሰብኣውነት ዓጂብኩም ዝሓገዝኩሞ ሓገዝ እንሆ ይሳጉም ኣሎ እሞ እግዚኣብሄር ሽሻይኩም ይባርኽ፡፡
ኩሉ ሰብ ክሕጎስ ድማ ግበርዎ!!!

ኩራዕ ኤርትራዊ!🇪🇷❤️🇪🇷
ቢንያም ጀሚሩ...!
ዝሓለፈ ዓመት ጥርዚ ኮንድሽን ሒዙ ዝወድኣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ስጳኛ ንዝተኣንገደ ናይ ክላሲክ ማለት ሓደ መዓልቲ ውድድር ትሮፍዮ ኣልሱድያ ንዓበይቲ ተቐዳደምቲ ረቲዑ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ።
ደቡብ ኣፍሪቃዊ ራያን ጊብሰን ስዒብዎ ምእታዉ፡ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቦም።
173.2 ኪሜ ሸፊኑ፡ ኤሮጳውያን ብዝመልክዎ ተባሂሉ ዝግለጽ ቅጽበታዊ ውድድር ዝተዛዘመ፡ ግን ክኣ ኣፍሪቃውያን ዝነገስሉ መድረኽ...!
ብኣግኡ ዝነቀወ እንተ ሕዲርዎም'ዪ...!
Amanuel Alazar

ኣየናይ ኢዩ ናይ ስደት መካይድትኹም?🤔🤗😊

እስከ ምርቕቅቅቅ ኣብሉለይ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሩኽ መዓልቲ😍🇪🇷😍

I stand with ERISAT✊🇪🇷✊

🇪🇷🇵🇸 ኤሪ ሊግ ካርቱም ሱዳን 🇪🇷🇵🇸
ብመኽንያት በዓል ፈንቅል ን'ኣስታት 2ተ ወርሒ ዝቕጽል ኤሪ ሊግ ካርቱም ሱዳን ጽባሕ ሰሉስ 22/12/2021 መጋረጁ ክግንጽል ኢዩ።
ኣብ ኤሪ ሊግ ካርቱም ሱዳን 14 ጋንታት ኣብ ክልተ ምድብ ብምኻን ውድድረን ከሰላስላ ኢየን። እዚ ዓመታዊ ዝካየድ ብዙሕ ሰዓብትን ዘለዎ ሊግ ኣብ ትሕቲ ጽላል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኢዩ ዝካየድ
ብመሰረት ወጽዩ ዘሎ ሰንጠረጅ ድማ ……………
Group A 🇪🇷🇵🇸
A1" ኢቲሃድ
A2" ማይ ኣድከሞም
A3" ናቕፋ
A4" ዳህላክ
A5" ተስፋ
A6" ኣዱሊስ
A7" ላሳለ
Group B 🇪🇷🇵🇸
B1" ፈንቅል
B2" ሳዳ
B3" ብሻ
B4" ኣልነስር
B5" ኣድማስ
B6" መርከን
B7" ቀይሕ-ባሕሪ
ውድድር ዝካየደሊ ቦታ በላብል ሜዳ ኣርከዊት ክኸዉን ከሎ ኩሉኹም ነበርቲ ካርቱም ድማ መጺኹም ክትዕዘቡን ሞራል ክትህቡን ክትድግፉን ዕዱማት ኢኹም

እንቋዕ ሓጎሰና ደቂ ሪመይ😍

!
!

Eritrean Home's cover photo

Heroic dicovered new woyane.😅😅😅
Look at the comment😅😅😅

እቲ ብቀዳም ዕለት 21/03/2020፡ ካብ ኖርወይ ኮሮና ቫይረስ ተሰኪሙ ዝመጸ ዜጋ ነተን ብዕለት 25 ብወግዒ ተሰከምቲ ኮሮና ቫይረስ ከም ዝኾና ዝተሓበራ ለኪምወን ክኸውን ይኽእል እዩ። ምኽንያቱ ቀዳም -ve ኔረን ረቡዕ ግን +ve ኮይነን ኣለዋ።
ዝተረፉ ዜጋታትና እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረሎም፡ ናይ መወዳእታ እዮም ይበለልና።

Abiy! what an active Eritrean representative!
During YPFDJ is mermering about (Isaias)COVID91
But don't worry he is sleeping right now, when he wakes up Saba will tell him that there are four coronavirus(ህግደፍ) cases.
Eritrean Home
Eritrean Eplf Document ህዝባዊ ግንባር ጽላል ሃገር(COVID91)
Eritrean-love.com

ገንዘብ መለመኒ ክጥቀምሉ ናብ ህዝብና ክላባዕ ተጌሩ፡ ኣምሳያኦም ናይ ደው በሉልና ክንብለጸልኩም ሸበድበድ ጀሚርና ይብልኹም ኣለዉ!
፡ !
በልዎ ተመሊሳ ናብኦም ክትበጽሕ።

ወዮ ደኣ ሓሚምካ ዝኸድካዮም ሞይቶም ይጸንሑኻ ኮይኑ ደኣ እምበር?
እዞም ናይ 2% COVID91(Isaias) ውሒዱስ COVID19(coronavirus) ከኣ ከም ህያብ ተበጻጽሑ ኣለኹም?
ሓደራ እባ ሕጅስ ይኣኽለና!!!
Eritrean Home

Teacher-What is coronavirus(COVID-19)?
Student- New version of Isaias(COVID-91)
SPLENDID!100% lol

Videos (show all)
Category
Website
Address
Denden Street
Asmara, 173-5
Ge'ez Santral School ፤ ንቋንቋ ግዕዝ ፤ ናብ ክብረ መዓርጉ ተመሊሱ ፤ ?