Beilul MEDIA

Beilul MEDIA

Nearby clothing stores

Zabnhabo
Zabnhabo
ERITREA

ኣዛነይትን ፍሽኽ ከብሉ ዝኽእሉ ኣሳእልን ጽሑፋትን ዝልጠፉሉ (post) ገጽ እዩ።

20/12/2021

10/12/2021

ኣብየትትት ኩትምያ፡ 3G፡ 5ን 25ን፡ ኢልካ'ሎ። 😂

10/12/2021

ኣብ ውቅያኖስ ዘይርከቡ ዓይነታት እምኒ ከመይ ዓይነት እዮም፧
መልሲ፡.........(ኣብ ቪድዮ)

09/12/2021

vs

24/11/2021

vs 😂🤣

24/11/2021
21/11/2021
31/10/2021
19/10/2021
15/10/2021
10/10/2021

😂

10/10/2021

07/10/2021

ልጁ ሲበርደው ኮቱን ደርቦለት ከወገቡ በላይ ራቁቱን የሄደው አባት! !

#ኣቦ ቁሪ ንዝበርትዖ ወዱ #ጃኬቱ ሂቡ ንሱ ንነብሱ ንቑሪ ወፍዩ ኣብ ጉዕዞ!!!

ቦታ፡ #ኡጋንዳ

07/10/2021

#ምስጢር #ሓዳር #ውላድ

07/10/2021

14/09/2021
10/08/2021

02/08/2021

16/06/2021

Sherho ሸርሆ

13/04/2021
23/03/2021
23/03/2021
23/03/2021
10/03/2021

#ሓዳር

20/02/2021

#መሕጎል ዝኾነ #ጎሮቤት

20/02/2021

ቻይና ሬስቶራንት

#መግቢቻይና #ቻይና #መግቢ #ኣደናቒ

19/02/2021

#ቋንቋ #ኣምሓርኛ vs #ትግርኛ ኣብ #ኣዲሳበባ

13/02/2021

ካብቲ ፖስት፡ እቲ ኮመንት።
#ካብቲፖስትእቲኮመንት

10/02/2021

ገሌና እኮ፡ ኣብ ከመይ ዓይነት ጸገም ንኣቱ ከም ዘለና ኣይርድኣናን እዩ። :O :-) :-D

ኩሉ ነገር ንዋንኡ ይሕብኦ'ዩ።

10/02/2021

ተለቓቒሕካ ኣብ ዘዳለኻዮ ናይ መርዓኻ ድራር ግብጃ፡ ሓደ ሰብ ን3ይ ግዜኡ ቢያቲ ኣልዒሉ ክደግም ምስ ረኣኻ!!! :-(

08/02/2021

Data vs Traffic sign

08/02/2021

Otto

25/01/2021

ኣብዚ እነሀለ ተረካብ ዘረባ!!!!!!!!

15/01/2021

ክልተ ሰኽራማት ኣብ ሓደ ጸልማት ቦታ ንዘጥፍእዎ ገንዘብ ኣብ ካልእ ብርሃን ዘለዎ ቦታ ከይዶም ይደልይዎ ነበሩ እሞ። በዚ ዝተገረመ ሓደ ሓላፍ መንገዲ "ንምንታይ ኣብቲ ዘጥፋእክሞ ዘይትደልይዎ" ምስ በሎም፡ ንሶም ድማ

"ዓሻ ኣብኡ ደኣ ከመይ ጌሩ ክረኣየና"

ኢሎሞ መሊሶምሉ ይበሃል። ናይ ነገር #ስኽራን

🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

13/01/2021

ትጽቢት vs ክውንነት

13/01/2021

ፍልልይ ወድን ጓልን።

11/01/2021

ሓንቲ ጀርመናዊት ሓደ ስጳኛዊ ሰብኣይ ትምርዖ። ቋንቋ ስጳኛ ድማ ኣይትኽእልን ኢያ ዝነበረት። ስለዚ ከኣ ሰለፍ ደርሆ ክትገዝእ ናብ ዱኳን ኣብ እትኸደሉ ነቲ በዓል ዱኳን ሓጺር ክዳና ንላዕሊ ሓፍ ኣቢላ፡ ኣስላፋ ኣርእያ ተረድኦ ነበረት። ብኸምዚ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ቀጸለት። ሓደ መዓልቲ ግን ባናና ክትገዝእ ደልያ። ስለዚ ከኣ ንሰብኣያ ናብቲ ዱኳን ሒዛቶ ከደት።
(እዞም ርስሕ ዝበለ ኣእምሮኹም ሕጂ እንታይ ከተርእዮ ትግምቱ ኣለኹም ፍሉጥ ኢዩ) 🤭🤔

ስጳኛዊ እንድዩ ሰብኣያ፡ ብቛንቋ ስጳኛ ኣረዲኡ ባናናኦም ገዚኦም ተመሊሶም።

ካብ ኮመንት ዝተትርጎመት
Rising Sun

08/01/2021

ፍልይቲ ተረካብ ዘረባ።
ናይ G5 ፕሮሰስ ተሓባበረና!😅🤣

04/01/2021

2020 ከምዚ ጌራ እያ ጠሊማትና!!!

Videos (show all)

#sawashkor #hkya #erijokes #eritreantiktok #eritreanjokes #funny
ኣብየትትት ኩትምያ፡ 3G፡ 5ን 25ን፡ ኢልካ'ሎ። 😂
ኣብ ውቅያኖስ ዘይርከቡ ዓይነታት እምኒ ከመይ ዓይነት እዮም፧መልሲ፡.........(ኣብ ቪድዮ)
#tiktok vs #reallife #Eritrean
#Canada vs #HabeshaPeople 😂🤣
#Meskel #MeskelAdebabay #Bull #funnyvideos
ንሓያል ሰራቒ፡ ጎራሕ ፖሊስ ክረኽቦ እንከሎ፡ ኣየርእይኩም።
ህዉኽ ዝብእስ፡ ቀርኒ ብዕራይ ይነክስ እዩ ዓይነቱ።ቀስ ኢሎም ብጥንቃቐ ዘይከዱ!?  :-D
ብብዝሒ ሞባይል ንዝጥቀሙ፡ መፍትሒ ተረኺቡ።

Category

Address


Harnet Avenue
Asmara

Other Education in Asmara (show all)
Rora Eritrean Digital Library Rora Eritrean Digital Library
Eritrean Research And Documentation Center
Asmara

Rora is a digital library under the Eritrean Research and Documentation Center (RDC). It's main focu

EitCloud Collaborative Educational Community EitCloud Collaborative Educational Community
Eritrea Institute Of Technology
Asmara, 291

Collaborative Educational Community by the Community of Educators in Eritrea Institute of Technology

Tesfaldet Information Technology Tesfaldet Information Technology
Alhashmi Biulding, 6 Th Floor, Office No 603
Asmara

TIT focuses on educational services and internet service providing

Education USA Asmara Education USA Asmara
Geza Banda,
Asmara, 00291

Education USA Asmara